ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቤት ፅ/ት ሕ/ገ/ልምዓት ወረዳ እንደርታ ናይ መኪና እስፔር መለዋወጢ ኣቁሑት መቅረብቲ - ብፕረፎርማ ኣወዳዲሩ(ግልጋሎት)ክረክብ ወይ ክዕድግ ስለ ዝደሊይ ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ

ምልክታ ፕረፎርማ ጨረታ

ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቤት ፅ/ት ሕ/ገ/ልምዓት ወረዳ እንደርታ ናይ መኪና እስፔር መለዋወጢ ኣቁሑት መቅረብቲ - ብፕረፎርማ ኣወዳዲሩ(ግልጋሎት)ክረክብ ወይ ክዕድግ ስለ ዝደሊይ ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም።

➢ ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ ፣መቅረባይነት ምስክር ወረቀትን II Noን ከቅርቡ ዝኽእሉ፡፡

➢ እዚ ፕሮፎርማ እዝይ ካብ ዕለት 19/07/16ዓ/ም እስካብ ዕለት23/07/2016 ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣታዊ ምስ ኾነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቀሰ ዕለት 23/07/2016 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ትዓፂዉ ብተመሳሳሊ __ እዚ ፕረፎርማ እዝይ ከም ዉዕሊ ኾይኑ የገልግልን የገድድን እዩ::

➢ እቲ ንብረት/ኣቅሓ/ በቲ ዝተጠቀሰ ስፐሲፊክሽን መሰረት ክኸዉን ይግባእ::

➢ እቲ ቤት ፅሕፈት ዘቅመጦም ረቓሒታት ንዘይተማልኡ መቅረብቲ ትካላት ካብቲ ዉድድር ወፃኢ ንገብር ምኻና ኣጥቢቕና ነተሓሳስብ::

➢ ኣድራሻና ኣብ ወረዳ እንደርታ ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስ ቁፅሪ 4(ኣርባዕተ) ኣብዚ ፕረፎርማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕረፎርማ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ሕሉዉ ኮይኑ ከከም ኣድላይነቱ 20% ምውሳክ ወይ ምቅናስ ቤት ፅሕፈት ይክእል እዮ።

ተ/ቁዓይነት ንብረት ሞ-am166ፓርት ናምበርመዐቀኒበዝሒናይሓደዋጋሳንመብ
1ቅድሚት ፓድ ኪት04465-35260seT01
2ድ/ት ሹኪት04495-35230seT01
3ቅ/ት ፀጋም እስፒንድል43202-34011ቁፅሪ01
4ድ/ት ሻራ ኣጀስተር የማን47061-60011ቁፅሪ01
5ድ/ት ሻራ ኣጀስተር ፀጋም47061-60011ቁፅሪ01
6ባሌስትራ 248212-3D180ቁፅሪ01
7ባሌስትራ 248201-3D180ቁፅሪ01
8ላዕለዋይ ጎሚኒ ባሌስትራ90385-18020ቁፅሪ04
9ባሌስትራ 290385-18020ቁፅሪ04

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo