ቤት ህንፀት መቐለ መስራቤት ባዕሉ ንተሃነፅቲ እናመግበ እንተሎ ዝተገዝኡ ጣፍን ሽሮን ዘይትን ኣብ መኻዚኖ ዝርከብ ተረፍ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ማእኸል ቤት ህንፀትመቐለ

ን3ይ ግዘ ምልክታ ፕሮፎርማ ጨረታ

ቤት ህንፀት መቐለ መስራቤት ባዕሉ ንተሃነፅቲ እናመግበ እንተሎ ዝተገዝኡ ጣፍን ሽሮን ዘይትን ኣብ መኻዚኖ ዝርከብ ተረፍ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ


ተ.ቑዓይነት ንብረትመልክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጥ/ዋጋ
ብርብር
1ጣፍ ሰርገንኩንታ50
2ሽሮ ዝተዋሓነኩንታል10
3ዘይቲ ብጀረካንጀሪካን20

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1/ ብናይ ንግዲ ስራሕ ፍቓድን መፍለዪ ቁፅሪ ዘለዎ ቲንን

2/ ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ዋጋ ስልዝ ድልዝ ንፁር ኣድራሻ ብምጥቃስ ተመሊኡ ክቐርብ ኣለዎ ኮፒ ከቅርብ ዝኸእል ዘይብሉ ናይ ሓደ ዋጋ ብምምላእን ናይ ተጫረቲ

ማህተምን ፌርማን ብምግባር ኣብ ዋጋ ናይ ጨረታ መምልኢ

3/ ተወዳደርቲ እቲ ንብረት ካብ ዕለት 18/07/2016ዓ/ም ክሳብ 23/07/2016ዓ/ም ብኣካል ናብ ቤትህንፀት መቐለ ብምምፃእ ንቲ ንብረት ብኣካል ሪኦም ክወዳደሩ ይግባእ እቲ ጨረታ ዕለት23/7/2016ዓ/ም ሳዓት 3.00 ተዓፅዩ ሳዓት 4፡00 ይኸፈት

4/ ሰዓሪ ዝኾነ ተወዳዳሪ ሰዓሪ ኮይኑ ምስተነገሮ እቲ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 5 ማዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጋዓዓዚ እቲ ንብረት ከልዕል ኣለዎ ኣብቲ ዝተጠቐሰ መዓልቲ ዘየልዓለ እቲ መስራቤት መማረፂ ክወስድ ይኽእል እዩ ብተወሳኺ ናይ ጣፍ መትሓዚ ናይ ባዕሉ ጨረት ከቕርብ ኣለዎ

5/ መስራቤትና ዘሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ኮይኑ እዚ ጨረታ ከም ዉዕል ኮይኑ የገልግል

6/ ንተወሳኺ ሓቤሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0942659419 /0914120805 ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo