መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ናይ መኪናን ሞተር ሳይክልን መለዋወጢ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኮሌጅ ፖሊቴክኒክ መቐለ

ምልክታ ፕሮፎርማ ቑፅሪ 07/2016 ዓ/ም

መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ናይ መኪናን ሞተር ሳይክልን መለዋወጢ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ

ይደሊ። በዚ መሰረት ቀፂሎም ዘለዉ ረቛሒታት እተማልኡ ተጫረቲ ምውድዳር ትኽእሉ።

መምርሒ ተወዳደርቲ/ተጫረቲ/

1/ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ በቲ ዘፈር ዘለኩም።

2/ ናይ ግብሪ ክፈላይነት መፍለዪ ቁፅሪ /TIN/ ዘለኩም።

3/ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ መቕረባይነት ዘለኩም።

4/ 2% Withholding tax ክኸፍል ዝኽእል።

5/ ዝቐርቡ መረዳእታታት ኮፒ ብግልፂ ዝንበቡ ( ዝረአዩ ) ክኾኑ ኣለዎም።

6/ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተጫረቲ ካብ ዕለት 18/07/2016 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 20/07/2016 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 11:00 ናይ ጨረታ ሰነድ ኣብ መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ቢሮ ቁፅሪ 08 ዳ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን መፂእኹም ምዉሳድ ትኽእሉ።

7/ እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ዕለት 23/07/2016 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ልክዕ ሰዓት 3:30 ኣብ

መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ዳሬክቶሬት ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 08 ይኽፈት።

8/ ተጫራቲ እዚ ጨረታ ኣብ ዝኸፈተሉ ዕለት ናይ ምርካብ መሰሎም ዝተሓለወ ኮይኑ ተጫረቲ ብዘይምርካቦም ግን እቲ ጨረታ ኣይተኣጓጎልን።

9/ ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ካብ ዝተገለፀልኩም ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 2' ናይ ስራሕ መዓልቲ ዝሰዓርኩሙዎ ንብረት ኣታዊ ክትገብሩ ኣለኩም።

10/ ኮሌጅና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብምሉእ ኮነ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

11/ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ጊዜ ጨረታ ፕሮፎርማ ካብ ዝኽፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን 2 ተኸታተልቲ መዓልታት ይኸውን፡፡

12/ ኣብ ጨረታ ቅጥዒ ካብ ስፔስፊኬሽን ወፃኢ ምፅሓፍ ከምኡ ውን ስርዝ ድልዝ ወይውን ተመሳሳሊ ኢልካ ምምላእ ኣይፍቀድን።

13/ ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-40-45-92 ደዊልኩም ምሕታት ትኽእሉ፡፡

ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት ነጋዶ ዝመልኡዎ ዝርዝር ነፀላ ዋጋ

ተ.ቁዓይነት ንብረትሞዴልመፍለዪ ቁጽሪ/መግለፂመለክዒ/ Unitበዝሒ Quantityነፀላ ዋጋመብርሂ
ብር
1Disc Clutch AssyKUN25L31250-Ok0205pics01
ተ.ቁዓይነት ንብረትሞዴልመፍለዪ ቁጽሪ/መግለፂመለክዒ/ Unitበዝሒ Quantityነፀላ ዋጋመብርሂ
ብር
1ጎማ መኪና-205R16pics02
2ጎማ መኪና-195R15pics01
3ባትር መኪናKUN25L70A 12Vpics01

ነዚ ቅጥዒ ዝመልእ ነጋዳይ

ሽም--

ፊርማ

ዕለት

ስልኪ ቁ. 0344404592

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo