ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ስራሕ ዕድል ፈጠራ ገ/ስላሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓ/ም ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት፤ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት፤ ናይ ኮምፒተርን ኣክሰሰርን ኣቕሑት፤ ኤለክትርክ ኣቕሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስገዶም

ምልክታ ግልፂ ጨረታ ቁፅሪ 01/2016 ዓ/ም

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ስራሕ ዕድል ፈጠራ ገ/ስላሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓ/ም ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት፤ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት፤ ናይ ኮምፒተርን ኣክሰሰርን ኣቕሑት፤ ኤለክትርክ ኣቕሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ። ስለዚ በቢዝምልክተኩም ዘርፊ ኣብዚ ጨረታ ክተወዳደሩ ትደልዩ ሕጋዊያን ነጋዶ ዝስዕብ ረቛሒ እተማልኡ ክተወዳድሩ ቤት ፅሕፈትና ብክብሪ ይዕድም።

1. ናይ 2016 ዓ/ም በቢዘርፉዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ ኮይኑ ኮፒ ገይሩ ዘቕርብ፡፡

2. ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቑፅሪ (Tin No) ዘለዎ

3. ኣብ መንግስቲ ንክትጫረቱ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርትፊኬት መረዳእታ ከተቅርቡ ትክእሉ።

4. ጨረታ ሰዓርቲ እንተኸይንኩም ዝሰዓርኩምዎ ንብረት በቢዝምልክተኩም ዘርፊ ብደብዳቤ ተገሊፅልኩም ውዕሊ ካብ ዝኣሰርኩምዎ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 5' መዓልቲ ናይ ስራሕ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ንብረት ብበዓል ሞያ ኣፈቲሹ ናብ ትካልና ኣታዊ ክገብር ዝክእል ፡፡

5. ተጫረቲ መወዳደሪ ደኩሜንትኹም ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ፣ሽምን ኣድራሻን ዘለዎ ናይቲ ትካል ማህተምን ፌርማን

ዘለዎ ነዚ ጨረታ ተባሂሉ ኣብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን

ንብረት ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 03 ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ክተእትዉ ከምትክእሉ ።

6. ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ዋጋ ዘይምለስ ብር 50.00/ሓሙሳ ብር/ ንሕድሕድ ሎት በቢዝምልክተኩም ዘርፊ

እናኸፈልኩም ካብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ስራሕ ዕድል ፈጠራ ገ/ስላሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ከይዲ ስራሕ

ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 03 ካብ ዕለት 18/07/2016 ዓ/ም ክሳብ 27/07 /2016 ዓ/ም ክሳብ

ሰዓት 11:00 ምሸት እናመፃእኹም ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ትክእሉ።

7. እቲ ጨረታ ዕለት30 /07 /2016 ዓ/ም ልክዕ 4:00 ሰዓት ተዓፂዩ ሰዓት 4:10 ኣብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ስራሕ ዕድል ፈጠራ ገ/ስላሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ተጫረትቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኸፈት።

8. ተጫረቲ በቢ ዝምልከተኩም ዘርፊ ናይ ጨረታ ውሕስና መኽበሪ ናይፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑትብር2000ብር፤ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት 500ብር፤_ ናይ ኮምፒተርን ኣክሰሰርን ኣቕሑትብር3000 ፤ኤለክትርክ ኣቕሑት ብር 4000 ብCPO ወይ ብጥረ ገንዘብ ክተትሕዙ ይግባእ።

9. ትካልና መጠን ዝግዛእ ንብረት 20% ክውስክ ወይ ክቅንስ ዝኽእል ምኳኑ፡

10. ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታብቴሌፎን ቑፅሪ 0920256876/0912946512 ደዊልኩም ሕተቱ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo