ኣብ ላዕሊ ከምዝተሓበረ ላጪ ጥዕና ጣብያ ቆርቆሮ ካብ ዘለዉሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ተጫረቲ ናይቲ ተገሊፁ ዘሎ ንብረት ዋጋ መሊእኩም ንክተቅርቡልና ንገልፅ ።

ላጪ ጥዕና ጣብያ

ናብ ዝምልከቶ ኩሉ

ዋኒኑ - ብዛዕባ ናይ ቆርቆሮ ፕሮፎርማ ምምላእ ይምልከት

ኣብ ላዕሊ ከምዝተሓበረ ላጪ ጥዕና ጣብያ ቆርቆሮ ካብ ዘለዉሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ተጫረቲ ናይቲ ተገሊፁ ዘሎ ንብረት ዋጋ መሊእኩም ንክተቅርቡልና ንገልፅ ።

ተ/ቁናይ ስራሕ ዝርዝርዝርዝር መግለፂመለክዒበዝሒናይ ዋጋ ግምት ጠ/ዋጋ
ብርሳን
1ቆርቆሮ ባዓል 3.5ቀዳማይ ደረጃብቁፅሪ30
2ሚስማር ባዓል 12ቀዳማይ ደረጃብኪሎ01
3ሚስማር ባዓል 10ቀዳማይ ደረጃብኪሎ01
4ሚስማር - ቆቢዕቀዳማይ ደረጃብኪሎ02
5ሚስማር ባዓል 8ቀዳማይ ደረጃብኪሎ01
ድምር

ተጫረቲ ክተማልኡዎ ዝግበአኩም ረቃሕታት

1. በቲ ዘርፉ ናይ 2016ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ, ቲን ናምበር ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርቲፊኬትን ናይቲ ድርጅት ሕጋዊ

ማህተምን ፌርማን ክግበረሉ ይግባእ።

2. እቲ ፕሮፎርማ ካብ18/7/2016ክሳብ 20/5/2016ዕለት ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ አብአየር ፀኒሑ ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 20/5/2016 ሰዓት 8:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ዕለት 20/7/2016ሰዓት 8:30አብ ቤት ፅሕፈት ፈለግ ዳዕሮ(ላጪ ጥዕና ጣብያ )ይከውን።

3. እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግልን የገድድን ።

4. ሰዓራይ ኮይኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ፅሬቱ ዝሓለወ ንብረት አብ ውሽጢ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ዘረክብ እቲ ንብረት ብትክክል ምእታዉ ምስ ተረጋገፀ ቤት ፅሕፈት አብ ውሽጢ 5ተ መዓልቲ ክፍሊት ይፍፅም ።

5. እቲ ፕሮፎርማ አድላይ ኮይኑ ተዘይ ተረኪቡ ቤት ፅሕፈት ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ይህልዎ።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo