ቤት ምኽሪ ንግዲ ዘፈር ማ ሕበራት መቐለ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ግድግዳ ቐለም ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክዕድግ : ይደሊ :

ቤት ምክሪ ንግዲ መቀለ

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቤት ምኽሪ ንግዲ ዘፈር ማ ሕበራት መቐለ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ግድግዳ ቐለም ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክዕድግ : ይደሊ : ሰለዚ ቀፂሎም ዘለው ረቋሕታት ክተማልኡ ነጋዶ ክትወዳዲሩ ንዕድም፡፡

ታ.ቁዓይነት ንብረትመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂሕብሪ ብቤት ፅሕፈትና ኣብ ተግባር ዝተመረፀ
1ናይ ግድግዳ ቐለም
- ናይ ደገ
ብቁፅሪ2ቆዕለዋይ
ብቁፅሪ2ፒንክ ልሕሳስ ዝበለ
ናይ ውሽጢብቁፅሪ4እርሳስ ከለር
2ናይ ማዕፆ ቐለምብቁፅሪ1ሰማያዊ

ተወዳደርቲ እዞም ዝስዕቡ ረቋሕታት ከተማልኡ ኣለኩም

1. ዝተሓደሰ ናይ 2016 ዓ/ም ፍቓድ ንግዲ ዘለዎ/ዋ

2. መለለይ ቁፅሪ ኸፈሊ ግብሪ/TIN/ ዘለዎ/ዘለዋ

3. ሰዓሪ እዚ ፕሮፎርማ ኣብ ውሽጢ ሓደ ማዓልቲ ውዕሊ ኣስሩ ኣታዊ ክገበር / ዝኽእል

4. ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዘ ካብ ዕለት 18/07/2016-21/07/2016 ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 21/07/16 4፡00 ተዓጽዩ 4፡30 ይኽፈት፡፡

5. ተጫረቲ ኣብ ዝቐርብዎ ፕሮፎርማ ማሕተም ሙሉእ ሽሞም ወይ ናይ ትካሎም ሽምን ኣድራሻን ፈርማን ከቕርቡ ይግባእ፡፡

ንተወሳኺ ሓበሬታ ስቑ 0914042187 /0914203032 ደዊልካ ወይ ኸዓ ብኣካል ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ንግድን ዘረፍን ማሕበራት መቐለ ቐሪብካ ምሕታት ይካኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo