ማሕበር ልምዓት ትግራይ ሰነዳት ሒሳብ 2015 ዓም ብናይ ደገ ኦዲተር ( External Auditor) ዝምልከቶም ሰብ ሞያታት አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ

1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ

2 መለለይ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ምስ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

3 ቫት ተመዝጋቢ ዝኮኑን ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ናይ ጥሪ ወርሒ 2016 ዓም ዲክለራሲዩን ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ዝተሐደሰ ምዝገባ መቅረባይነት 2016 ዓም ከቅርብ ዝክእል

5 ደረጃ/ ብርኪ’’ Grade A ‘’  ዘለዎም

6 ካብ Accounting & Audit Board of Ethiopia ሞያዊ ብቅዓት መረጋገፂ ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል

7 ጨረታ መከበሪ ሰነድ ብስፒኦ ብር 10000 / ዓሰርተ ሽሕ/ ከቅርብ ዝክእል

8 ናይ መወዳእታ ዉፅኢት ኦዲት ዉዕሊ ካብ ዝተኣሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ተከታታሊ 30 መዓልቲ ወዲኡ ከረክብ ዝክእል

9 ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ማሕበር ልምዓት ትግራይ / ጥቃ ቤተ መንግስቲ ሃፀይ የሃንስ / ቢሮ ቁፅሪ 150  እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ጀሚሩ ኣብ ሰራሕ ሰዓት ብር 100 ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

10 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ፋይናንሻልን ቴክኒካልን ደክመንት ማህተምን ገይሮም ሐደ ዋናን ሐደ ቅዳሕን ነንበይኑ ብፖስታ ብምፍላይ ኣብ ሰራሕ ሰዓት ካብ 17/6/2016 ዓም እስካብ 1/8/2016 ዓም ኣብ ቤት ፅሕፈትና ቢሮ ቁፅሪ 135  ዝርከብ ሳንዱቅ ኣታዊ ክገብሩ ይግባእ

11 ስፒኦ ንበይኑ ተዓሺጉ ወይድማ ምስ ኦርጅናል ቴክኒካል ሰነድ ተተሓሒዙ ኣብ ዝተጠቀሰ ሰዓትን ዕለትን ናብ ጨረታ ሳንዱቅ ከእቲ ይግባእ

12 እዚ ጨረታ ስዒርካ ተብሃሊ ኣብ ዉሽጢ 7 መዓልቲ ዘየመትእ ዉዕሊዝክእል

13  እቲ ዋጋ ክምላእ ከሎ ምስ ቫቱ ምካኑን ዘይምካኑን ብንፁር ክቅመጥ አለዎ ብንፁር እንተዘይተፈሊጡ ምስ ቫቱ ከምዝተመልአ ተሓሲቡ ይግበር

14  ኣብቲ ጨረታ ሰነድ ሙሉእ ሽምን ማህተም እቲ ትካል ክጥቀስ ይግባእ

15 ንዝበለፀ ሐበሬታ ዝርዝር ድሌት መግለፂ ኣብዚ ጨረታ ሰነድ( Request for Propsal /PFP/ ተተሓሒዙ ይርከብ

16ማ.ል.ት እቲ ጨረታ ሰነድ ሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

13 እዚ ጨረታ ዕለት 1/8/2016 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 9:00  ኣብ ቤት ፅሕፈት ማ.ል.ት ይክፈት

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo