ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎ ቴንዲኖ ብፕሮፈራማ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ

ብደ.ቁ 21173/ ቐ/መ/ማይ ዕለት 5/07/2016 ዓም ብኣዉራ ከ/ስ/ትካላት መስተ ማይ ብዝቀረበሕቶ ዕድጊት መሰረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

 1 ናይ ዘመኑ ሕጋዊ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ምቅራብ ዝክእል ዘይተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ዘቅረበ ተወዳደሪ ተቐባለነት  የብሉን / ካብ ዉድድር ወፃኢ / ይግበር

2 ግብሪ ከፋሊ /ቲን/ ንምካኑ ማስረጃ ምቅራብ ዝክእል

3 ዘይተማለአ ደኩመንት ተቀባለነት የብሉን

4 ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፊርማን ይገበር

5 እቲ ፕሮፎርማ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል

ተቁ

ዓይነት ንብረት

መዐቀኒ

በዝሒ

ነ/ዋጋ

ጠ/ዋጋ

መብርሂ

1

ቴንዲኖ 5x8

Meter

2

2

ቴንዲኖ 4x4

Meter

2

NB ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘየቅረብ ካብ ዉድድር ወፃኢ ዝግበር ምካኑ ንሕብር

ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ግዘ ካብ ዕለት16/7/2016 ዓም ክሳብ 18/7/2016 ዓም

ኣድራሻ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ መቐለ 03 ቐበሌ ስቁ 0344407335

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo