ቤት ፅሕፈት ል/እቶትን ምም/ር ፋይናንስን ወረዳ ሱዉሓ ሳዕሲዕ ንኣብያተ ዕዮኡ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኣሕምልትን ኮሚደረን ፍራምረ / ብናይ Softnet PSNP-5 በጀት/ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕርፎርማ/Shopping ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

ቤት ፅሕፈት ል/እቶትን ምም/ር ፋይናንስን ወረዳ ሱዉሓ ሳዕሲዕ

ምልክታ ፕርፎርማ/Shopping

ቤት ፅሕፈት ል/እቶትን ምም/ር ፋይናንስን ወረዳ ሱዉሓ ሳዕሲዕ ንኣብያተ ዕዮኡ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኣሕምልትን ኮሚደረን ፍራምረ / ብናይ Softnet PSNP-5 በጀት/ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕርፎርማ/Shopping ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኩምሉ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ/ናይ 2016 ዝተሓደሰ/፤ናይ ግብሪ ከፋላይነት መፍለይ ቁፅሪ/TI/ ፤ናይ መቅረባይነት መለለይ ካርድን/2015/2016ዝተሓደሰ/ ከተቅርበ

እትክእሉ።

➢ ሳዓራይ ተጫራታይ ዝሳዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ማእከል ወረዳ ሱዉሓ ሳዕሲዕ /ከተመ ዕዳጋሓሙስ ከረክብ ዝክእል

➢ እቲ ዝቀረበ ንብረት ፅሬቱ ተፈትሹ ተቀባልነት እንተዘይ ረኪቡ እቲ ንብረት ተመላሽ ይኹን ካብ ዝተብሃለለ ማዓልቲ ዝቑፀር ኣብ ውሽጢ 4 ማዓልቲ በቲ ዝድለ መዐቀኒ ተቀይሩ ኣታዊ ክከውን ይግባእ

➢ ንሓደ ዓይነት ንብረት ክልተን ልዕሊ ክልተን ተወዳደርቲ ማዕረ ዋጋ እንተመሊኦምዎ ንኣሰራርሓ ብዝጥዕም መልክዑ ቤት ፅሕፈትና ነቲ ዝበዝሐ ንብረት ዘሸነፈ ነጋዳይ ሳዓራይ ይገብር።

➢ እዚ ምልክታ ፕርፎርማ ካብ ሎሚ ዕለት 16/07/2016ዓ/ም ክሳብ ዕለት 18/7/2016ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 19/7/2016ዓ/ም ሳዓት 4፡00 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሳዓት4፡30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ል/እቶት ምም/ርፋይናንስን ሱዉሓ ሳዕሲዕ ይክፈት

➢ ኩሎም ንብረታት ኦርጅናል ምካኖም ምስ ተረጋገፁ ኣታዊ ይኮኑ

➢ እዚ ምልክታ ፕርፎርማ/Shopping ንክልቴና ወገናት ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል ተወሳኪ ዉዕሊ ከምዘለዎ ኮይኑ

➢ ቤት ፅሕፈትና ዘሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

➢ ኣብ ሞንጎ ንዝፍጠር ክርክር ተማሓይሹ ብዝወፀ ስርዓት ዕደጋን ምም/ር ንብረትን ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኣዋጅ ቁፅሪ 255/2007 መሰረት ይፍፀም።

ተ.ቁዓይነት ንብረትመግለፂመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋ
ብር
/ዋጋ ብር
1Tomato /ROMA VForginalK.g2
2Swischard /kosta/orginalK.g3
3Lettuce/Great LUKLESorginalK.g3

ናይ ነጋዳይ ሽም---- -ፊርማ- -ዕለት- ማህተም

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo