ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ water pamp Assy ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ

Sanny excavator model SY3335C PIN SY033BBK01928

No

Part Number

Description

Unit

Qty

U/price

Total Price

01

1-13650133-1

Water pamp Assy

Assy

01

1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ቦታ ደጋፊ ከይዲ ሰራሕ ዕደጋን ምምሕዳርን ንብረትን

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ ጊዜ ክሳብ ዕለት 17/7/2016 ዓም ሰዓት 10:00 ቀትሪ

3 ተወዳዳራይ ሰዓራይ ምካኑ ናይ ዕደጋ ትእዛዝ ምስተዉሃቦ ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓለቲ ከቅርብ ግዴታ አላዎ :: ኣብቲ ዝተጠቀሰ ግዜ ከቅርብ ዘይከኣለ ተወዳዳሪ ካበዚ ትካል ናይ ዕደጋ ስራሕቲ ከምኣድላይነቱ ይእገድ

4 ተወዳደርቲ ኣግባብነት ዘለዎ ብግልፂ ዝንበብ ዝተሐደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቃድ ፡ናይ ግብሪ ከፋሊ መፍለይ ቁፅሪ ፡ ናይ ንግዲ ዘርፊን (መቅረባይ) ካሊእ ኣድላይ መረዳእታ ዘቅርብ

5 ተወዳድረቲ ዝመልእዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ብናይዚ ትካል ዝወፀ ሰነድ ክክዉን ይምረፅ ብናይ ባዕሎም ሰነድ እንተመሊአም ግን ምስቲ ትካልና ዝወፀ ሰነድ ፕሮፎርማ ሐደ ዓይነት ክከዉን አለዎ

6 እዚ ናይ ፕሮፎርማ ዕደጋ ምልክታን ብተወዳድርቲ ዝቀርብ ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ሰነድን ኣብ መንጎ ገዛእን ሸያጥን ከም ዉዕሊ ኮይኑ ይሰርሕ

7 ሰዓራይ ዝኮነ ተወዳደሪይ እቲ ንበረት አታዊ ብዘይ ምግባሩ ኣብቲ ኢንተርፕራይዝ ዝበፅሕ ጉድኣት ብምርኣይ ትካል ብሕጊ ክሕተት ይክእል

8 ተወዳደሪ አብ ዝቀርብ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድን ፊርማን ማህተምን ናይ ምግባር ግቡእ ይህልዎ

9 ናይ ዕደጋ ትእዛዝ ተዋሂብዎ ንከቅርብ ፍቃደኛ ዘይኮነ ተወዳደሪ ኣብ ዝኮነ ናይቲ ትካል ናይ ዕደጋ ዉድድር ንዘይተወሰነ እዋን ከይሳተፍ ደብዳቤ ይፀሓፈሉ

10 እቲ ንብረት ናብ ዋ/ቤ/ፅ/አ/ኢ/ስ/መ/ት ምስ አተወ ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ክፍሊት ክፍፀመሉ ፍቃደኛ ዝኮነ

11 እቲ እንተርፐራይዝ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344416727

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo