ጉዳይ ደቂ ኣንስትዩ ክልል ትግራይ ን ቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ካብ ናይ ከዋሽ ዝተረከበ ሐገዘ ናይ ሳኒተሪ ንብረት: ናይ ስተሽነሪ ንብረት: ናይ ፈርኒቸር ንብረት አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዩ ክልል ትግራይ

1 ኣብቲ ጨረታ ክሳተፉ ዝደልዩ ተጫረቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 13/7/2016 ዓም ክሳብ 23/7/2016 ዓም ኣብ ዘለዉ ናይ ስራሕ ሰዓታት ሰነድ ጨረታ ብር 50 ብር ብምግዛእ ካብ ቢሮና ክወስዱ ትክእሉ

2 ተጫረቲ ናይ ዘበኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ናይ መቅረባይነት መታወቂያ ናይ ግብሪ ከፋላይ /TIN መረዳእታ  VAT ተመዝጋባይ ዝኮነ ናይ ወርሒ ጥሪ 2016 ዓም ዲክለር ዝገበረ /

3  ተጫረቲ መከበሪ ጨረታ ንሎት 01 ሳሰንተሪ ንብረት 15000 ብ ስፒኦ ወይድማ ብጥረ ገንዝብ :ንኮድ 2 ፈርኒቸር 5000 ብ ስፒኦ ወይድማ ብጥረ ገንዝብ :  ንኮድ  3 ፅሕፈት መሳርሒ 3000 ብ ስፒኦ ወይድማ ብጥረ ገንዝብ ከትሕዝ ዝክእል ተጫረቲ ዝጫረትሉ ዋጋ ብቢሮ ኣብ ዝተዳለወ ዋጋ መቅረቢ ቅጥዒ ብምምላእ ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብቲ ዝተገለፀ ግዜ ኣብ ቢሮና ኮምፐሌክስ ህንፃ 4ይ ብሎክ 4ይ ፎቅ ቁፅሪ 228 ናብ ዝርከብ ሰንዱቅ ጨረታ ክእትዉ ዝክእሉ

4 ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስሩ ዝክእሉ

5 እቲ ጨረታ መጋቢት 23/7/2016 ዓም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት መጋቢት 23/7/2016 ዓም ሰዓት 3:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

6 ተጫረቲ ናይ ዝሰዓርዎ ንብረት 10 ሚእታዊ መከበሪ ዉዕሊ ከትሕዙ ዝክእሉ

7 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

8 ቤት ዕዩ ጨረታ ሰዓራይ ኣብ ዝምረፀሉን ዝግዛእ ኣቅሓ ወየ ግልጋሎት ዓቀን ወይ ዋጋ ከምእድላይነቱ ካብ ነፍሰ ወከፍ ነፀላ ኣቅሓ 20 ሚእታዊ  ናይ ምቅናስ ወይ ምዉሳክ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

9 ኣብቲ ትመልእዎ ዋጋ ቫት ዝሐወሰ ክከዉን አለዎ

10 ሽምን ክታን መቅረባይ ___________________

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo