ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

1 ናይ 2016 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዝሐደስኩም

2 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ግብሪ ከፈለቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል ይዕድም

ተቁ

ዝርዝር ዓይነት ንብረት/ ግልጋሎት/

 ዝርዝር መግለፂ

መለክዒ

በዝሒ

ናይ ሐደ ዋጋ

Kun 25

1

ዲስክ ፍሩሴን ብኦርጅናል

3125-ok060

pcs

01

2

Rear Brake pad

31210-ok050

pcs

01

3

Front Shock observer

31230-71011

pcs

01

ብሸፍቱ ዓባይ ባስ

5

ካለማደሪያ

ናይ 12.20 ጎማ

ብቁፅሪ

05

6

ፍላግ

ናይ 12.20

ብቁፅሪ

06

7

መፍትሒ ጎማ

33x33

ብቁፅሪ

01

4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 13/7/2016 ዓም ዕለት 17/7/2016 ዓም ተዓፅዩ ዕለት 18/6/2016 ዓም ዕለት ሰዓት 3:00 ይክፈት

5 ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃእኩም ምሃብ ትክእሉ

6 ዘሸነፈ ተወዳዳሪ ንክቅርብ ኦርደር ካብ ዝተዉሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል

7 ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ከቅርቡ አለዎ

8 እዚ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልክታ ከም ዉዕሊ የገልግል

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344404715

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo