ትካል መቐለ ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእከል ዝተፈላለዩ ዘገልገሉን ዘየገልገሉን ንብረት አጫሪቱ ክሸይጥ ስለዝደለየ ብተመሳሳሊ ዓይነት ስራሕ ሕጋዊ አፍልጦ ዘለኩም ትካላት ብአካል ዜርኩም ብምርኣይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተቀመጠ ዝርዝር መዐቀኒ ቅጥዒ ንሕድሕድ ንብረት ንፅልን ጠቅላላን ዋጋ ብምቅማጥ ተሳተፍቲ ክትኮኑ ንዕድም new1

ትካል መቐለ ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእከል

ተቁ

ዝርዝር ዝሽየጥ ዓይነት ንብረት

መዐቀኒ

በዝሒ

ንፅል ዋጋ

ጠቅላላ ዋጋ

መብርሂ

1

ዲናሞ ዘለዎ ሆስፒታል ዓራት

pcs

21

  Â

2

ዲናሞ ዘይብሉ ሆሰፒታል ዓራት

Pcs

14

Â

Â

Â

3

Hayderolic 150 kg capacity

pcs

16

  Â

4

ናይ ነዳዲ ማእከላይ ታንከር

Pcs

1

  Â

5

ሓድሽ ዓብዩ መዉዓዩ ማይ /ቦይለር

pcs

1

  Â

Â

መተሓሳሰቢ

ዘሎ ንብረት ብአካል ቀሪቦም ምርኣይ ተመራፂ ዩ

ዋጋ ዘቅምጥ አካል ብሕድሕድ ክከዉን አለዎ

መ/ቤት ዝአቱ ዋጋ ዘየዋፅኦ እንተኮይኑ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ምልክታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ 13 /07 /2008 -19/ 07 /2008 ዓም

ጨረታ ዝካየደሉ ዕለት 20/ 07 /2008 ዓም 3፡00

አድራሻ ትሕቲ ቅዱስ ሚካኤል ቤተ ክርስትያን ፊትለፊት ወረዳ እንደርታ ፍ/ቤት

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo