ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ኣብቲ ቤትፅሕፈት ዝርከብ መኪና ስፔር ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ

በዚ መሰረት እዞም ዝሰዕቡ ረቋሒታት እተማልነጋዲ ክትሳተፉ/ፋ ትኽእሉ/ላ:: መምርሒ ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም::

2. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘርፍ ዘለዎ::

3. ናይ ግብሪ ክፈላይ ቁፅሪ /TI/ ዘለኩም::

4.ናይ መቕረባይነት ምሰክር ወረቐት ክቕርብ ዝክእል::

5. ምሰ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኸእሉ ምኳንኩም እናገለፀና መወዳደሪኩም ሽም፣ኣድራሻን፣ ናይ ትካልኩም ማህተምን ፣ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፓሰታ ካብ ዕለት 12/07/2016 ዓ/ም

ክሳብ 17/07/2016ዓ/ም ሰዓት 400 ክትቕርቡ/ክትወዳደሩ ትክእሉ::

6. እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 17/07/2016 ዓ/ም ሰዓት 4.00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4.30ኣብ ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ቁፅሪ 08 ይከፈት ::

7. እቲ ዝቐርብ ማይ ፅሬቱ ዝሓለወ ክኸውን ኣለዎ እንተዘይኾይኑ ግን ተቐባልነት የብሉን::

8. አብ ዋጋ መውሃቢ ሰነድ ስርዝ ድልዝን ግልፂን ዘይኾነ ዋጋ ምምላእ ተቐባልነት የብሉን::

9. ካብዚ ዝተሓተተ ግልጋሎት ወፃኢ ብባዕልኻ ዓይነት ቐይርካ ዋጋ ምምላእ ብፍፁም አይፍቀድን::

10. እዚ ሰነድ ጨረታ ፕሮፎርማ እዙይ ኣብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ከም ሕጋዊ

ውዕሊ ኾይኑ ሰለ ዘግልግል እቲ ሰራሕ አረጋጊፆም ዋጋ ይምልኡ ::

11. ስለዚ ኣነ በዓል ትካል ነዚ ዝተወዳደርኩሉ ስዓራይ እንተኮይነ ነቲ ቤት ፅሕፈት ብዘይምትእጉጓል ኦርጅናል ዝኮነ

ሰራሕ ብስፈሰፊኬሽን መሰረት ንከቕርብ ሓላፍነት ወሲደ ተስማሚዔ ኣለኩ ::

12. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን እቲ ጨረታ ፕሮፎረማ ተራእዪ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠሉ መዓልቲ ጅሚሩ ክሳብ 7 ናይ ሰራሕ መዓልቲ ይኸውን::

13. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ

እዪ::

14. ተጫረቲ ብናይ ባዕሎም መጎዓዓዚ ናብ ቤት ፅሕፈትና ኣብ ዝደለዮ ግዜ መፂኦም ከስትዩ ዝክእሉ።

15. ናይ ቤት ፅሕፈትና ቲን ቁፅሪ 0026444876 ከምዝኮነ ንሕብር::

16. እቲ ሰነድ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ቁፅሪ 08 ኣታዊ ትዝበር::

17. ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈትና መፀእካ ምውሳድ ይከኣል::

18. ንተወሳኺ ሓብሬታ ብሰልኪ ቁፅሪ ❤ - 03 44-41 65 70(09 45 82 58 57/0914748786) ሓዱሽ ህንፃ ፊትንፊት

ቀ.ዓይነት ንብረትፓርት ናበርበዝሒመዕቀኒናይ ሓደ ዋጋመብርሂ
1Retern Hose weth Clamp1756563Pcs01
ድምር

ነዚ ቅጥዒ ዝመለኣ ነጋዳይ

ሸም

ፊርማ

ማህተም

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo