ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ንዳ/ዳ/ ምም/ር ፋይናንስ መንግስቲ ካብናይ CALM በጀት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕሕባር ሃፍትን

ምልክታ ዋጋ መቅረቢ/ ፕሮፎርማ ቑፅሪ /6/2016 ዓ/ም

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ንዳ/ዳ/ ምም/ር ፋይናንስ መንግስቲ ካብናይ CALM በጀት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተፉ/ፋ ትኽእሉ/ላ፡፡ መምርሒ ተወዳደርቲ/ተጫረቲ/

1. ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም፡፡

2. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘርፍ ዘለዎ፣

3. ናይ ግብሪ ከፈላይ ቁፅሪ/TIN/ ዘለኩም።

4. 2% Withholding tax ክኸፍል ዝኽእል፡፡

5. ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ካብ ዝተገለፀልኩም እዋን ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 5' መዓልቲ ብናይ ባዕልኹም ትራንስፖርት ናብ ቢሮና ክተቕርቡ ትኽእሉ ነጋዶ ንግዲ ፍቓድኹም፣ ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅርኹምን ምስክር ወረቐትኩምን ኮፒ ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኳንኩም እናገለፅና መወዳደሪኹም ሽም፣ ኣድራሻን ናይ ትካልኹም ማህተምን ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 11/07/2016ዓ/ም ክሳብ 13/7/2016 ዓ/ም ሰዓት 4፡ ክተቕርቡ/ክትወዳደሩ ትኽእሉ።

6. እቲ ፕሮፈርማ ዕለት 13/07/2016 ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ኣብ ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍቲን ቑፅሪ 2-19 ይክፈት።

7. ሰዓርቲ እተቅርብዎ ንብረት ቅቡል ዝግበር ቢሮና ብዝወከሎም ሰብ ሞያታት ተፈትሹ ብዝተጠየቐ ስፔስፍኬሽን ምዃኑ ምስ ተረጋገፀ እዩ፡፡

8. እዚ ሰነድ ጨረታ ፕሮፈርማ እዙይ ኣብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍቲን ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ ከም ዘገልግል ክትፈልጡ ይግባእ።

9. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

10. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን እቲ ጨረታ ፕሮፎርማ ተራእዩ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠለ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 07 - መዓልቲታት ይኸዉን፡፡

11. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344415291 ደዊልኩም ምሕታት ይኽእሉ፡፡

12. Websites www.tbpf.gov.et

ተ/ቁዝድለ ዓይነት ንብረት Materialመፍለይ ቁፅሪመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
ብርብር
01አቃፊ በዓል ብረት1 ደረጃ አርጀናልብቁፅሪ500
02ስክር ቢቶሰማያዊ1 ደረጃ አርጀናልብፓኬት20
03ፕሪንተር ቀለም1ይ ደረጃ 3417 brotherብቁፅሪ12
04ኮምፒዊተር ወረቀት1 ደረጃ 80 ግራምብደስጣ120
05ፊልድ ቦርሳCAT 1" ደረጃ ኦርጂናልብቁፅሪ6
06ፍለሽ ሚሞሪ32 GBብቁፅሪ10

ነዚ ቅጥዒ ዝመለአ ነጋዳይ

ሽም፡-

ፌርማ-

ዕለት፡-

ስልኪ ቑፅሪ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo