ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዳኣንት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ

ተቁ

ዝርዝረ ዓይነት ንብረት

ድሌት መግለፂ

መለክዒ

በዝሒ

ናይ ሐደ ዋጋ

ጠ/ዋጋ

መብርሂ

1

Dask

43512 –0k071

ቁፅሪ

02

ምምሕዳር

2

Pad Kit

04465 – 0k330

ቁፅሪ

01

ምምሕዳር

3

Shokit

04495 -0k120

ቁፅሪ

01

ምምሕዳር

4

ቴስትኒ ብራስ ላዕልን ታሕትን

Model :- KB&TNJNML

ቁፅሪ

02

ምምሕዳር

5

ፍሬን ሻራ ቅድሚት

Model :- KB&TNJNML

ቁፅሪ

01

ምምሕዳር

6

KNUCKLE STEERING RH

43211 – 0K030

ቁፅሪ

01

04-15597

7

WASHER LOCK

90215 - 42025

ቁፅሪ

02

04-15597

8

ARM SUB –ASSY , SUSPEN

48069 -0K040

ቁፅሪ

01

04-15597

9

END  SUB ASSY FR STEERING

45503- 09331

ቁፅሪ

02

04-15597

10

SHAFT ASSY FR DRIVE

43430 –OK022

ቁፅሪ

02

04-15597

11

KNUCKLE STEERING LH

43212 – 0K30

ቁፅሪ

01

04-15597

12

SHAFT ASSY ,RRA

42311- 0K040

ቁፅሪ

01

04-15597

1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ስራሕ ፈቃድ ዝተሐደሰ መቅረባይነት : ቲን ቁፅሪ ከም ኣድላይነቱድማ ናይቫት ምዝገባ ሰርተፈኬት ከተሓሕዝ ዝክእል

2 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 9/7/2016 ዓም ክሳብ ዕለት 11/7/2016 ዓም 10:00 ዝፀንሕ ኮይኑ ሰዓት 10:30 ይክፈት

3 ተወዳድርቲ ኣብ ዘቅርብዎ ሰነድ ጨረታ ናይ ተወዳዳራይ ስም ፌርማ ማህተምን ኣድራሻኦምን ብምዕራፍ ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርቡ አለዎ

4 ሰዓራይ ትካል አሸናፊ ኮይኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 03 መዓልቲ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንብረት ክፍሊት ኣታዊ ክገብር አለዎ

5 ወጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ እዋን አዚ ፕሮፎርማ ምስተከፈተ ን7ተ ተከታተልቲ መዓልቲታት ዝፀንሕ ይከዉን

6 እዚ ሰነድ ፕሮፎርማ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል

7 ኣብ ከይዲ ጨረታ /ፕሮፎርማ ንምዝባዕ ዝፍትኑ ተወዳደርቲ ካብ ጨረታ ወፃኢ ብምግባርን ንቐፃሊ ድማኣብ ዕደጋ መንግስቲ ንከይሳተፉ ክሳብ ምእጋድ ዝበፅሕ ስጉምቲ ክወስዱ ይክእል እዩ

8 ተወዳደርቲ ዝበለፀ ሐበሬታ ንምርካብ ኣብ ሰራሕ ሰዓት ናብ ቤት ፅሐፈትና ብኣካል ብምምፃእ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo