ግልጋሎት ኤሌክትሪክ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ጠቅላላ ሕክምና : ግልጋሎት ፍሉይ ሕክምን : ግልጋሎት ላብራቶሪ ወይ እዉን ቤተ ፈተነ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሲቦም ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትጫረቱ ይዕድም

ሐይሊ መብራህቲ ክልል ትግራይ

ጨረታ ብሬዲዩ ዝተጋወሐሉ ዕለት : 9/7/2016 ዓም

1 ኣብ ግልጋሎት ሕክምን ዝተዋፈሩን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ብስም ግልጋሎት ኤሌክትሪክ ክልል ትግራይ መበከሪ ጨረታ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ እዉን ኣብ ቅድም ኩነታት ዘይተመሰረተ ዉሕስና ባነኪ ቢድቦንድ ብመሰረት መምርሒ ሰነድ ጨረታ ከቅርብ ዝክእል

2 ሰነድ ጨረታ ካብ 4/7/2016 ዓም ከሳብ19/4/2016 ዓም 300 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

3 ሰነድ ጨረታ 19/4/2016 ዓም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከለቶም ኣብ ዝለዉሉ ኣብ ግልጋሎት ኤሌክትሪክ ክልል ትግራይ ክፍሊ ዕደጋ ቁፅሪ 1 ይክፈት

4 አቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

5 ኣድራሻና ጎደና ሰማእታት ትሕቲ ሆቴል ፓላኔት ሆቴል መቐለ

ንተወሳኪ ሐበሬታ  0342406712

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo