ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሓ ፎርድ ዝዓይነታ መኪና ክገዝእ ስለዝደሊ ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ

ናይ ፕሮፎርማ ዕደጋ ፃውዒት

ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሓ መቕረብቲ

ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሓ ፎርድ ዝዓይነታ መኪና ክገዝእ ስለዝደሊ ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ተ.ቑፅሪዓይነት ዝግባእ ንብረትዝርዝር መግለፂመዕቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
1ቻይን123593901ናይ ፎርድ
2ቴንሽነር1676437Set01
3ኦይል ፓምፕ1839456ቁፅሪ01
4ናይ ትቦ ፈርም517683301
5ቴስታታ ጋስኬት1776501""01
6ፋን ቤልት1720651""01
7ቴንሽነር ናይ ፋን ቤልት2735160""01
8ትርቦ2008134""01
9ከሪክ መውረዲ01ኣባዱላ

1. ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ቦታ፤ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን

2. ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ፣ ክሳብ ዕለት 10/07/2016 ዓ/ም ስዓት 4:00 ተዓፅዩ ስዓት 4:30 ቅ/ስዓት ይኸፈት

3. ተወዳዳራይ ስዓራይ ምዃኑ ናይ ዕደጋ ትእዛዝ ምስተውሃቦ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ መዓልቲ ከቕርብ

ግቡእ ኣለዎ።

4. ተወዳዳሪ ኣግባብነት ዘለዎ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ፤ ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቑፅሪ TIN ́ No / ከምኡ ውን ዝተሓደሰ መቕረባይነት ብቕዳሕ ከተሓሕዝ ዝኸእል ።

5. ተወዳደርቲ ዝመልኡዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ብናይዚ ቤት ፅሕፈትና ዝወፀ ሰነድ ጨረታ ክኸውን

ኣለዎ። ብናይ ባዕሎም ሰነድ እንተመሊኦም ግን ምስቲ ናይ ቤት ፅሕፈትና ዝወፀ ሰነድ ፕሮፎርማ ሓደ ዓይነት ክኸውን ኣለዎ።

6. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ዕደጋ ምልክታን ብተወዳደርቲ ዝቐርብ ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ዝሓዘ ሰነድን ኣብ ሞንጎ ገዛእን ሽያጥን ከም ውዕሊ ኮይኑ ይሰርሕ።

7. ስዓራይ ዝኾነ ተወዳዳራይ እቲ ንብረት ኣታዊ ብዘይ ምግባሩ ኣብቲ ቤት ፅሕፈት ዝበፅሕ ጉድኣት ብምርኣይ ቤት ፅሕፈት ብሕጊ ክሓትት ይኸእል እዩ።

8. ተወዳዳራይ ኣብ ዝቐርብ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ፊርማን ማህተምን ናይ ምግባር ግቡእ ይህልዎ።

9. እቲ ንብረት ናብ ቤት ፅሕፈትና ምስኣተወ ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ክፍሊት ክፍፀመሉ ፍቓደኛ ዝኾነ ።

10. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማራፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ነዚ ዝመልአ ትካል ሽም ፊርማ

ቤት ዋና

ምስ ሰላምታ

ኣድራሻ ፡- ስ.ቁ 0344401099

ቀበሌ 03 ፋ/ኢ/ልምዓትን ቢሮ ዝነበረወይ ብድሕሪ ህንፃ ኦፕረሽን ኣግኣዚ/ምም/ር ዞባ መቐለ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo