ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ናይ ሕክምና ኣቁሑት ብ ጨረታ ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ።

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ

ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ናይ ሕክምና ኣቁሑት ብ ጨረታ ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ።

ተጫረቲ ዘማልእዎ ዝግበኣኩም ረቃሒታት

1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል።

2. ናይ ጨረታ መግዝኢ ሰነድ ዋጋ ብር 50.00 (ሓምሳ ቅርሺ ጥራሕ) ::

3. ተጫረቲ ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዝሓለወ ዝኮነ::

4. ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት06/07/2016ዓ/ም-11/07/2016 ዓ/ም ይከውን::

5. ቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑ::

6. ብ ባንኪ ዝተረጋገፀ 2% ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል::

7. ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 11/07/2016ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት11/07/2016ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋውያን ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀቤሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና

ይከውን::

8. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰልኣለዎ::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo