ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዲዛይን ህንፀትን ኣብ 2016 ዓም ካብ ባንኪ ዓለም ብዝተረከበ በጀት ኣብ ከተማ ዓዲግራት ናይ ደግም ህንፀትን መእለይ ደረቅ ጎሓፍ ቀሺ ቤት ፅሕፈትን መካዝንን ምስርሕ ኣብ ክልል ትግራይን ንዝርከቡ ብርኪ 10 እናእሽትይ BC ወይድማ GC ብርኪ ትካል ስራሕ ፈቃድ ንዘለዎም ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዉልቀ ኮንትራክተራት ወይ ሕብረት ሽርክና ማሕበርት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ቤት ማዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት

1 ስለዚ ተጫረቲ ኣብ ጨረታ ንምስታፍ ዘክእልኩም ሰነዳት እተማልኡ ጨረታ ሰነድ ካብ 3/7/2016 ዓም ክሳብ 22/7/2016 ዓም ሰዓት 11:30 ኣብ ዘሎ እዋን ካብ ቤት መዛጋጃ ከተማ ዓዲግራት ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ህንፀት ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቢሮ 302 እንዳመፃእኩም 300 ቅርሺ  እናከፍልኩም ብምዉሳድ ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ንዕድም

2 ጨረታ ሳነዱቅ ዝወፀሉ ዕለት 23/7/2016 ዓም ሰዓት 3:00 ኮይኑ ሳንዱቅ ጨረታ ዝከፈተሉ ድማ አብቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 3:30 ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ክክፈት እዩ

3 ተጫረቲ ምስ ሰነድ ጨረታ ዝተትሓዘ ምልክታ ጨረታ ዘሎ ረቆሒታት ከማልእ ግድን ይከዉን

4 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተሪቡ ነቲ ጨረታ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0913405771

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo