ንቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ንግልጋሎት ቤት መዘጋጃ ከተማ መቀለ ዝዉዕሉ ናይ ፋልሲ ጣቢያ ኣዝርትን : ናይ መጋራጃ ጨርቂ ኢሉ እዉን መከላከሊ ሓዊ ባርዕ ክዳዉንቲን ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ

1 ናይ ዘበኑ ግብሪ ዝከፈሉ ዝሐተደሰ ንግዲፍቃድ  : ቲን ናምብር ማለት እዉን ቁፅሪ ከፈላይነት ግብሪ : ሰርተፊኬት መቅረባይነት : ኣብ ተወሳኪ አሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩምን ናይ ዝሐለፈ ሰለስተ ኣዋርሕ ሒሳብ ዝከፈልክምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ዝርዝር መረዳእታ ካብ ቤት መዘጋጃ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ካብ 3/7/2016 ዓም  ክሳብ 13/7/2016 ዓም ዘይምለስ 300 ቅርሺ እናከፈልኩም ንክልቲኦም ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ትክእሉ ንሕብር

3 ናይ ጨረታ መከበሪ ፋልሲ ጣቢያ ኣዝርትን : ናይ መጋራጃ ጨርቂ : ንናይ ሐለዋ ግልጋሎትን 15000 / ዓሰርተ ሓሙሽተ ሽሕ ቅርሺ / ከቅርብ ዝክእል  : ንናይ መከላከሊ ሓዊ ባርዕ ክዳዉንቲን ድማ 30000 / ሰላሳ ሽሕ ቅርሺ / ከትሕዝ ዝክእል ክከዉን አለዎ

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 13/7/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ናይ ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ማለት እዉን 13/7/2016 ዓም ሰዓት 4:30 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ይክፈት

5 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ሐደ ዋናን ክልተ ቅዳሕን ዝተዓሸገ ፖስታ ክተቅርቡ አለኵም

6 ቤት ዕዩና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ መስራዝ መሰሉ ዝተሐወ እዩ

7 ኣድራሻ ኣብ ዋና ቤት መዘጋጃ ከይዲ ስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳር ዕደጋ ንብረትን  

7 ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914747482 / 0914414232 / 0914767875

8 እቲ ጨረታ ዝክፈተሉን ዝዕፀወሉን ባዕል እንተዉዒሉ ኣብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ብተመሳሳሊ ሰዓት ዝክፈትይከዉን

9 ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ እነተሊዎ ተቀባለነት የብሉን

10 ቤት ዕዩና 20 ሚእተዊ ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእል እዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo