ማእከል ሪፈራል ሆስፒታል ሰራዊት ትግራይ መቐለ ንዉጉኣት ተጋደልቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝርዝር ዓይነቱን መጠኑን ኣብ ዋጋ መቅረቢ ሰነድ ብንፁር ዝተቀመጠ ኣትክልቲ ማለት እዉን ቀይሕ ሽጉርቲ : ፃዕዳ ሽጉርቲ :ድንሽ : ኮሚደረ : ጎመንን ጉዕን አጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ

ማእከል ሪፈራል ሆስፒታል ሰራዊት ትግራይ መቐለ

1 ተጫረቲ ናይ 2016 ዓም ግብሪ ዝከፈሉን ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱ ቫት ሰርተፊኬትን ናይ መቅረባየነት ፍቃድ ዘለዎምን ኮይኖም ምስቲ ሰነድ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዞም ከቅርብ ይግባእ

2 ተጫረቲ ኣብ ዘእትዉዎ ሰነድ ብዘይ ስርዝ ድልዝ ቫት ከይሐወሰ (በዘይ ቫት) ንሐደ ዝሽጥዎ ዋጋ ጥራሕ መሊኦምን ፈሪመምን ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ከረክቡ ይግባእ

3 ተጫረቲ ብ ማ/ሪ/ሆ/ሰ/ት/ መቐለ ብዝተዳለወ መምልኢ ዋጋ ኣብ ባዕሉ መሊእኩም ከብ ዕለት 3/7/2016 ዓም ጀሚርኩም ክሳብ ዕለት 16/7/2016 ዓም ጨረታ ዝዕፀወሉ ግዜ ከበ ኣብ ዕደጋ ክፍሊ ዝተዳለወ ሳጥን ጨረታ ከተእተዉ ይግባእ

4 ተጫረቲ ዘቅርበዎ ዓይነት ቀረብ ብዘተኣዘዘ ግዘ : መጠንን ፅሬትን መሰረት ክከዉን ይግባእ

5 እቲ ጨረታ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለዉዎ ዕለት 16/7/2016 ዓም ቅድሚ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 ይክፈት

6 ናይ ጨረታ መከበሪ 50000 / ሓምሳ ሽሕ / ብር ብባነኪ ዝተረጋገፀ ስፒኢ ጥራሕ ብማ/ሪ/ሆ/ሰ/ት/ መቐለ ሽም ብዝተዓሸገ ፖስታ ከእተዉ ይግባእ

7 ተጫራታይ ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100 ብር ኣብ ናይ ትካልና ፋይናንስ ብምክፋል እቲ ሰነድ ካብ ዕደጋ ክፍሊ ክወስዱ ይግባእ

8 ተጫረቲ ማሕተም ዘለዎ ሙሉእ ኣደራሻኦም ብስልኪ ቁፅሮም ከቀምጡ አለዎም

9 ተጫረቲ ዘቅርብዎ ዋጋ እቲ ትካል 7.5 ቫት ዘከፍል ምካኑ ከፈለጡ አለዎም

10 ሰዓራይ ጨረታ ነቲ ዘሸነፎ ዓይነት ንብረት ዉዕሊ ኣሲሩ አብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ሰሙናዊ ቀረብ ምእታዉ ክጅምር ይግባእ

ተቁ

ምድብ

ዝርዝር

መፍለይ

መዓቀኒ

በዝሒ

ናይ ሐደ ዋጋ  ቅድሚ ቫት

ጠቅላላ ዋጋ ቅድሚ ቫት

መብርሂ

1

ኣትክልትን ፍራምረን

ቀይሕ ሽጉርቲ

ፅሬት ዝሐለወ

ኪግ

2168.26

ሰሙናዊ

2

ኣትክልትን ፍራምረን

ድንሽ

ፅሬት ዝሐለወ

ኪግ

1154.66

ሰሙናዊ

3

ኣትክልትን ፍራምረን

ካዉሎ

ፅሬት ዝሐለወ

ኪግ

1252.66

ሰሙናዊ

4

ኣትክልትን ፍራምረን

ኮሚደረ

ፅሬት ዝሐለወ

ኪግ

1084.63

ሰሙናዊ

5

ኣትክልትን ፍራምረን

ጉዕ

ፅሬት ዝሐለወ

ኪግ

142.88

ሰሙናዊ

6

ኣትክልትን ፍራምረን

ፃ/ሹጉርቲ

ፅሬት ዝሐለወ

ኪግ

100

ሰሙናዊ

7

ኣትክልትን ፍራምረን

ኩነር

ፅሬት ዝሐለወ

ኪግ

4

ሰሙናዊ

ድምር 15%  ቫት ጠ/ድምር

ልብ በሉ  እትመልእዎ ዋጋ ኩሉ ወፃኢኩም ዘካተተ ክከዉን ይግባእ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo