ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ water pamp Assy ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ

   Sanny excavator model SY3335C PIN SY033BBK01928

No

Part Number

Description

Unit

Qty

U/price

Total Price

መብርሂ

01

1-13650133-1

Water pamp Assy

Assy

01

1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ቦታ ደጋፊ ከይዲ ሰራሕ ዕደጋን ምምሕዳርን ንብረትን

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ ጊዜ ክሳብ ዕለት 6/7/2016 ዓም ሰዓት 10:00 ቀትሪ

3 ተወዳዳራይ ሰዓራይ ምካኑ ናይ ዕደጋ ትእዛዝ ምስተዉሃቦ ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓለቲ ከቅርብ ግዴታ አላዎ :: ኣብቲ ዝተጠቀሰ ግዜ ከቅርብ ዘይከኣለ ተወዳዳሪ ካበዚ ትካል ናይ ዕደጋ ስራሕቲ ከምኣድላይነቱ ይእገድ

ንተወሳኪ ሐበሬታ  0344416727

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo