ፕሮፎርማ ምልክታ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘሪሁን

ፕሮፎርማ ምልክታ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት

ተቁ

ናይ ኣቅሑት ዝርዝር

መፍለይ ቁፅሪ

መለክዒ

በዝሒ

ናይ ሐደ ዋጋ

ጠቅላላ ዋጋ

1

Rotor head

22140 -54730

Pcs

01

2

Winddewr equilater LH

69802 -35110

Pca

01

3

Horn Assy

86510 - 35130

Pcs

01

4

Brake shoe

04495 -35230

kit

01

5

Brake Pad

04465 - 35260

kit

01

6

Outer Bearning

9008036067

Pcs

02

7

Inner  Bearing

90080 -36064

Pcs

02

8

Oil Filter

90915 –YZZD4

Pcs

01

9

Fuel Filter

23390- 64480

Pcs

01

1 በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ዘለዎ

2 እዚ ፕሮፎርማ ሕጋዊ ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል

3 ናይ ግበሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ ዘለዎ

4 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ መቅረባይነት ዘለዎ

5 ተጫረቲ ዝሰዕሮ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ናብ ኮሌጅና ከቅርብ ዝክእል

6 ተጫረቲ መወዳደሪኩም ካብ 2/7/2016 ዓም ክሳብ 5/7/2016 ዓም ሰነድ ብመዉሳድ ብፖስታ ዓሺግኩም ክትወዳደሩ ትክእሉ ኢኩም

7 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 5/7/2016 ዓም ሰዓት 3:30 ቅ/ስ

8 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 5/7/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ቅ/ሰ ይከዉን

9 ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል እቲ ጨረታ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ኣድራሻ ክፍለ ከተማ ዓይደር ቀበሌ 03 ጥቃ ቢሮ ሐለዋ ጥዕና

ንተወሳኪ ሐበሬታ  0344419498

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo