ን2ይ ግዜ ዝወፀ ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ: ዲዛይንን: ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ ኣቅሑትን ናይ ፅገና ስራሕቲ ንስምራሕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ መስፈርት እተማልኡ ተወዳደርቲ ዘይምለስ 100 ብምክፋል ትካል ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ኤንተርፕራይዝ መፅናዕቲን ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ

1 ብዘርፉ ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ ክተቅርቡ ትክእሉ

2 ቫት ተመዝጋቢ ተኮይኖም ናይ ቫት ሰርተፊኬት ኮፒን ዘቅርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሐወሰ ክከዉን አለዎ

3 ካብ ዝምልከቶ አካል ዝተዉሃበኩም ናይ ብቅዓት መረጋገፂ መረዳእታ ከትቅርቡ ትክእሉ

4 መከበሪ ጨረታ 3000 / ሰለስተ ሽሕ ብር / ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

5 ዝቐረበ ዝርዝር ፅገና ንምስራሕ አሸናፊ ኮይኖም እንትርከቡ  ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ዉዕሊ አሲሮም ስራሕ ከጅምሩ ዝክእሉ

6 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ 29/6/ 2016 ክሳብ 13/7/2016 ዓም ዓም ኮይኑ በቲ ዕለት ልክዕ  ሰዓተ 4:00 ተዓሺጉ  ሰዓተ 4:30  ይከፈት

 7 ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ በሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344418556 ወይም 0914786075

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo