ቤት ፅሕፈት ልምዓተ እቶት ምም/ር ፋይናንስን ወረዳ ራያ - ጨርጨር እዞም ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ ዓቐን ዘለዎም ዋንነቶም ዘይተፈለጡ ቴንዲኖታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓተ እቶት ምም/ር ፋይናንስን ወረዳ ራያ - ጨርጨር

ሪጋ

ዓይነት ቴንድኖ

መዓቀኒ

በዝሒ

መብርሂ

ባንድል

ቑፅሪ / ቤርጋ

1

በዓል -24

ባንድልን ቑፅርን

09

11

2

በዓል -20

ባንድልን ቑፅርን

09

48

3

በዓል -16

ባንድልን ቑፅርን

12

98

4

በዓል -14

ባንድልን ቑፅርን

04

39

5

በዓል -12

ባንድልን ቑፅርን

15

39

6

በዓል -10

ባንድልን ቑፅርን

02

99


1 እቲ ቴንዲኖ ዝርከበሉ ቦታ ኣብ ወረደ ራያ ጨርጨር ሐድሽ መናሃሪያ ዉሸጢ

2 ሰነድ ጨረታ ብር 300 / ሰለሰተ ሚእቲ ብር ጥራሕ / እናከፈለኩም ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምም/ር ፋይናንስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምም/ርን ካብ ዕለት 27/06/2016 ዓም ክሳብ 12/7/2016 ዓም ናይ ስራሕ ሰዓት ምግዛእ ይከኣል

3 ጨረታ ምልክታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 27/6/2016 ዓም ክሳብ 12/7/2016 ዓም ኮይኑ ዕለት 12/7/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ተጫረቲ ወይ ክዓ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘተረከበሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ል/እ / ምም/ር ፋይናንስ ወረዳ ራያ ጨርጨር ሰዓት 4:30 ይክፈት

4 ሰዓራይ ምካኑ ምሰ ተነገሮ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ጠቅላለ ናይ ዝሰዓሮ መጠን ገንዘብ ናብ ኣብ ቤት ፅሕፈት ል/እ / ምም/ር ፋይናንስ ወረዳ ራያ ጨርጨር ኣታዊ ከገብር አለዎ

5 ናይ ጨረታ መክበሪ ቢድ ቦንድ ብር 150000/ ሐደ ሚኢትን ሓምስ ሽሕ ብር ጥራሕ / ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

6 ሰዓራይ ዘሸነፎ ንብረት ብናይ ባዕሉ ወፃኢ የልዕል

7 ሰዓራይ ዘሸነፎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 7 መዓልቲ ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ከልዕል አለዎ

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ  0914119551

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo