ቤት መዘጋጃ ኣጉላዕ ወ/ፅ/ወንበርታ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ናይ ከተማኡ መሰረታዊ ፕላን / Basic Plan / ከስርሕ ስለዝደለየ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከሰርሕ ይደሊ

ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣጉላዕ

1 ተጫረቲ ናይ እትወዳደርሉ ዘርፊ ንግዲ ኣብ ፖስታኩም ዉሽጢ ናይ 2016 ዓም በቲ ዘርፊ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድኩምን መቅረባይነት ካርዲ ኮፒን ከተሓሕዙ ግድን እዩ

2 ተጫረቲ ናይ ግበሪ ከፋሊ መለለይ ካርዲ ቲን ናምበር ናይ ቫት ምስክር ወረቀት ተመዝገብቲ መረዳአታ ኮፒ ከተሓሕዙ ግድን እዩ

3 ተጫረቲ ቫት ተመዝገብቲ ኮይኖም ናይ ወርሒ የካቲት 2016 ዓም ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታ ዘቅርቡን

4 ኣብ ጨረታ ሰነድ ናይ ተጫረቲ ንፁር ዝኮነ ሽም ፊርማን ኣድራሻ ሕጋዊ ማህተምን ኣብ ሕድሕድ ገፅ ክገብር አለዎ

5 ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ንናይ ቫት ዋጋ ሓዊሱ ብጥንቃቀ ትክክለኛ ነፀላ ዋጋ  ከቀምጥ አለዎም ካብዚ ሰነድ ጨረታ ወፃኢ ኣብ ካሊእ ሰነድ መሊእካ ምቅራብ ተቀባልነት የብሉን

6 ተጫረቲ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ናይ ጨረታ ዉሕስና / መክበሪ ብጥር ገንዝብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መአዘዚ ክፍሊት ቼክ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ዉሕስና ባንኪ / ስፒኦ ብር 30000 ከተትሕዙ ይግባእ

7 ሰነድ ጨረታ ካብ ኣጉላዕ ቤት መዘጋጃ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳርን ዘይምለስ ብር 600 እናከፈለከሉ ሰነድ ክወስዱ ዝክእሉ ኮይኖም ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 28/6/2016 ዓም ጀሚሩ  ክሳብ 12/7/2016 ዓም ሰዓት 4:30 ረፋድ ኣብ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኩም ክወስዱ ይክእሉ

8 እቲ ጨረታ ዕለት 12/7/2016 ዓም ሰዓት 5:00 ረፋድ ተዓፅዩ /ተዓሽጉ/ ብተመሳሳሊ ዕለት 12/7/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 5:30 ረፋድ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ እዋን ይክፈት ተዘይሃለዉ እዉን ኣብ ዉሽጢ ጨረታ ሳንዱቅ ዝተረከበ ፖስታ ብስርዓት ይክፈት

9 ተወዳደርቲ ንዘመልእዎ ሰነድ ጨረታ ኦርጅናል ነንበይኑ ፎቶ ኮፒ ነንበይኑ ኣብ ክልተ ፖስታ ብዝተዓኘገ ኢንቨሎፕ ብምምፃእ ነዚ ተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳፁን ምእታዉ ይክኣል

10 ዊዝ ሆልድ ታክስ ምክፋል ግዴታ ምካኑ ምርዳእ የድሊ

11 ተጫረቲ ኣብቲ ጨረታ ሰነድ ብተጫረቲ ከምልእ ዝቀረቡ ቅጥዕታት ብምልኦም ብትክክል መሊኦምእቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ከየጉደሉ ከቅርቡ አለዎም

12 ቤት ፅሐፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0914395796 / 0937027137

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo