ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣላማጣ ኣብቲ ከተማ ንዝረከብ ሴክተር አብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ብመደበኛን ብናይ ዩኤንዲጂፒ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድገ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣላማጣ

መሳርሒ ፅሕፈት አቁሑት ፅሬት ናይ ኦፊስ ፈርኒቸር ኤለክትሮኒክስÂ ስፔር ፓርት ናይ መኪና ሞተር ሳይክስል ሳይክልን ሕትመት አቁሑት ኤለክትሪክ

ተጫረቲ Â ከማልእዎ Â ዝግባእ
1. በቲ Â ዘፈር Â ናይ Â 2008 ዓ/ም Â ዝተሐደሰ Â ፍቃድ Â ንግዲ::
2. ናይ Â 2008 ዓ/ም Â ዝተሐደሰ Â ናይ Â መቕረባይነት Â ሰርትፌኬት::
3. ናይ መሳርሒ ፅሕፈት ኦፊስ ፈርኒቸር ኤለክትሮኒክስÂ ስፔር ፓርት ናይ መኪና ሞተር ሳይክልን ሳይክል ወረቀት ምስክር ተወሳኪ እሴት ታክስ ዘለዎም:ናይ Â ግብሪ Â ከፋላይ Â መለለይ Â ቑፅሪ Â Â ዘለዎ:ናይ ወርሒ ለካቲትሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4. ተጫረቲ ንሕድ ሕድ ሰነድ Â ጨረታ ዘይምለስ Â 30ቅርሺÂ Â ብምኽፋል Â እዚ Â ምልክታ Â ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ Â ናይ Â ስራሕ Â ሰዓት Â ጥራሕ Â ካብ ከይዲ Â ስራሕ Â ዕዳጋ Â ፋይናንስን ምምር Â ሰነድ Â ጨረታ Â ምዉሳድ Â ይኽእሉ::

5. ሰዓራይ ዝኮነ ተጫራታይ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ አላማጣ ከረክብ አለዎ

6. Â እቲ Â ጨረታ ሳንዱቅ Â ዕለት Â 27/07/2008 Â Â ልክዕ Â 8:30 Â ተዓፅዩ Â በተመሳሳሊ Â ዕለት Â ልክዕ Â ሰዓት Â 9:00 Â ተጫረቲ Â ወይ Â ሕጋዊ Â ወከልቶም Â ኣብ Â ዝተረከበሉ አብ Â ቤት Â ፅሕፈት Â ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣላማጣ ይኸፈት::
ቤተ Â ፅሕፈትና Â ዝሐሸ Â መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን Â ብኽፋል Â ናይ Â ምስራዝ Â መብቱ ዝተሐለወ እዩ:

7. መክበሪ ጨረታ ንመሳርሒ ፅሕፈት ኤለክትሮኒክስ ኤለክትሪክ ኦፊስ ፈርኒቸርÂ 5000 ቅርሺ ንናይ መኪና ሞተርሳይክልን ሳይክልን ሰፔር 3000 ቅርሺ ንፅሬት አቁሑን ሕትመትን 1000 ቅርሺ በጥረገንዘብ ወይዉን ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

8. ሰነድ ጨረታ ቅዳሕን ዋናን ብዝተዓሸገ ፖሰታ ብምግባር ሓደ ዋና ክልተ ቅዳሕ መፍለዩ ቁፅሪ ብምገባር ክሳብ 27 መጋቢት 2008 ዓም ሰዓት 830 ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ከእትዩ አለዎም

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0347740036 Â ወይዉንÂ 034774003610

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo