ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንኣብያት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ቢሮ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ

-------ጨረታ :   ብሬደዩ ዝተጋወሐሉ ዕለት 22/6/2016                                              1 ናይዚ ዘበን ዝተሐደሰ ፍቃድ  ንግዲ ስራሕ: ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ: ናይ መቅረባይነት መረዳእታ: ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብሉ መረዳእታ : ናይ ወርሒ ታሕሳስ ሒሳብ ዘወራረደሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

2 መከበሪ ጨረታ አብ ሰነድ ጨረታ ብዝተሐተተ መሰረት ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ማለት እዉን ስፒኦ ብጥረ ገንዘብ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ብቤት ፅሕፈት ልምዓት አቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ቃፍታ ሑመራ ሽም ከትሕዙ ዝክእሉ

3 ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

4 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ  19/6/2016 ዓም ክሳብ 28/6/2016 ዓም ይከዉን

5 ሰነድ ጨረታ 29/6/2016 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት ሰዓት 4:00 ይክፈት

6 ተጫረቲ ኣብ ነብሰ ወከፈ ሰነድ ጨረታ ናይቲ ትካል ማህተምን ናይ ዝምልከቶ ኣካል ፊርማን ከዕርፍሉ ይግባእ

7 ብተወሳኪ ኣብ ምልክታ ጨረታ ሰነድ ጨረታ ብዝወፁ መምርሒታት ተገዛኢ ይከዉን

8 ሰነድ ጨረታ ዋና ኩሉ መረዳእታ ዝሐዘ ኣብ ሐደ ፖስታ ተዓሺጉ ይቀርብ

ንዝበለፀ ሐበሬታ 0988274741 / 0914740697  ኣድራሻ  ቀበሌ 03 ጥቃ ኣፍሪካ ሆቴል ጎደና ባሩድ ከተማ ሽረ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo