ቤት ፅሕፈት ቀረብ ማይ ከተማ ውቕሮ ኣብ ባጀት ዓመት 2016ዓ/ም ንጠቅላላ ግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕሉ ዝወፀ ናይ መገጣጠሚ ትቦታትን መሳርሕታት ፅሕፈትን ፅሬትን ኤሌክትሮኒክስን ሞተር ፖርሽን ፤ ናይ ሞዴል 79 ቶዮታ መኪና ስፔር ፣ ስማንርት ፎን ሞባይል ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብረታ ኣወዳዲሩ ክግዝእ ይደሊ። ስለዚ ንዝስዕብ እተማልኡ ተወዳደርቲ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስት ማይ ከተማ ዉቕሮ

ምልክታ ጨረታ

ቤት ፅሕፈት ቀረብ ማይ ማይ ከተማ ውቕሮ ኣብ ባጀት ዓመት 2016ዓ/ም ንጠቅላላ ግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕሉ ዝወፀ ናይ መገጣጠሚ ትቦታትን መሳርሕታት ፅሕፈትን ፅሬትን ኤሌክትሮኒክስን ሞተር ፖርሽን ፤ ናይ ሞዴል 79 ቶዮታ መኪና ስፔር ፣ ስማንርት ፎን ሞባይል ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብረታ ኣወዳዲሩ ክግዝእ ይደሊ። ስለዚ ንዝስዕብ እተማልኡ ተወዳደርቲ

1. ናይ 2016ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን መለለይ ካርድን ዋናን ቅዳሕን ዘቕርብ

2. ቫት ተመዝገብትን ቲን ናምበር ዘለዎ ግብሪ ክፍሊ ክቕርብ ዝክእል ናይ ዝተረትዎ ዝርዝሮ ኣቁሑት ዝገልፅ ሕጋዊ ማህተም ዘለዎ ብ2 ኮፒ ዋናን ቅዳሕን ብክልተ ፖስታ ተዓሽጉ ዘቕርቭ፣ ናይ ሞተር ፖርሽን ግን ብ4- ኮፒ ቴክኒካልን ፋይናንሻልን በቢ 2 ኮፒ ዝቕርብ

3. ንናይ ማይ መጣ ምን መሳርሒታትን ናይ ጨረታ ሰነድ መግዝኢ ዘይምለስ ብር 300.00/ሰለስተ

ሚኢቲ ብምግዛእ ናይ ጨረታ ሰነድ መክበሪ ብር 10,00000/ዓሰርተ ሽሕ/ CPO /ወይም ጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝኽእሉ

4. ዓስማርት ፎን ሞባይል ሰነድ መግዝኢ ዘይምለስ ብር 200 ብምግዛእ ናይ ረታ ሰነድ መኽበሪ ብሮ 3000/ሰለስተ ሽሕ/ CFC /ወይም ጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ

5. ንፅሕፈት መሳርሕን ናይ ጨረታ ሰነድ መግዝኢ ዘይምለስ ብር 200 ብምግዛእ ናይ ጨረታ ሰነድ

መክበሪ ብር 5,000/ ሓሙሽተ ሽሕ/ብርPO /ወይም ጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ

6. ንራት መሳርሒ ናይ ጨረታ ሰነድ መግዝኢ ዘይምለስ ብር 100 ብምግዛእ ናይ ጨረታ ሰነድ መክበሪ ብር 2,000/ ክልተ ሽሕ/ብCPO /ወይም ጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ

7. ንናይ ሞዴል 79 ቴዮታ መኪና እስፔር ናይ ጨረታ ሰነድ መግዝኢ ዘይምለስ 400ብር ብምግዛእ ናይ ጨረታ ሰነድ መክበሪ 15,000 /ዓሰርተ ሓሙሽተ ሽሕ /ብርPO /ወይም ጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝኽእሉ

8. ንናይ ኤሌክትሮኒክስ ናይ ጨረታ ሰነድ መግዝኢ ዘይምለስ 200ብር ብምግዛእ ናይ ጨረታ ሰነድ መክበሪ 3,000 /ሰለስተ ሽሕ /ብCPO /ወይም ጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ

9. ንናይ ፓምፕ ሞተር ፖርሽን ናይ ጨረታ ሰነድ መግዝኢ ዘይምለስ 400ብር ብምግዛእ ናይ ጨረታ ሰነድ መክበሪ 20,000 /ስራ ሽሕ ብCO /ወይም ጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ

10 ረታ ሰነድ ካብ ዕለት 20/6/2016ዓ/ም ክሳብ 5/7/2016ዓ/ም ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ቀዳም ቅድሚ ሰባት ሓዊሱ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 10 ቤት ፅሕፈት ምግዛእ ይክኣል ።

11. ጨረታ ሰነድ ናይ ሞተር ፖርሽን ዝዕሸገለ ዕለት 5/7/2016ዓ/ም ስዓት 3:30 ንጉሆ ኮይኑ ዝኸፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት ስዓት 4:00 ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለውሉ ዝክፈት እንትኸውን እንተዘይተኪቦም እውን እቲ ጨረታ ናይ ምክፋት መሰልና ሕልው ይከውን።

12. በረታ ሰነድ ናይ ማይ መግጠመን መሳርሕታትን ዝዕሽገ ዕለት 6/7/2016ዓ/ም ስዓት3:30 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት ስዓት 4:00 ተወደደርቲ ወይ ሕጋዊ ወኪል ብዘለውሉ እንትከውን እንተዘይተረኪቦም እውን እቲ ጨረታ ናይ ምክፋት መሰልና ሕልው ይከውን።

13. ጨረታ ሰነድ ናይ መኪና አስፔር መሳርሕን ዝሽገሉ ዕለት 7/7/2016ዓ/ም ስዓት3:30 ኮይኑ ዝኸፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት ስዓት 4፡00 ተወዳድርቲ ወይ ሕጋዊ ብለው እንትከውን እንተዘይተኪቦም እውን እቲ ጨረታ ናይ ምክፋት መሰልና ሕልው ይከውን።

14, ጨረታ ሰነድ ናይ ስማርት ፎን ሞባይልን – ዝዕሽገለ ዕለት 08/07/2016ዓ/ም ሰዓት 3:30 ኮይኑ ዝኽፈተሉ ዕለት 08/7/2016ዓ/ም ስዓት 400 ይከውን። ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ጨረታ ሰንድ ዝዕገሌ ስዓት 8:30 ኮይኑ ዝክፈተሉ ስዓት 9:00 ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወኪል ብዘለውሉ እንትኸውን እንተዘይተረኺቦም እውን እቲ ጨረታ ናይ ምኽፋት መሰልና ሕልው ይከውን።

15. ጨረታ ሰነድ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ዝዕገሌ ዕለት 09/7/2016ዓ/ም ሰዓት 3:30 ኮይኑ ዝኽፈተሉ ዕለት 09/7/2016ዓ/ም ሰዓት 400 ብተመሳሳሊ ዕለት ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቁሑት ጨረታ ሰነድ ዝሽገለ- ሰዓት 8:30 ኮይነ ዝክፈተሉ ስዓት 9:00 ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወኪል ብዘለውሉ እንትኸውን እንተዘይተረኺቦም እውን እቲ ጨረታ ናይ ምኽፋት መሰልና ሕልው ይኸውን።

16. ኩሎም ዓይነታት ንብረት ብዝተቐመጠ ግዜ ስዓራይ ናይ ዘሸንፎ ንብረት ኣብ ውሽጢ 10 ናይ ስራሕ ማዓልቲ ክቕርብ ዝኽእልን ብናይ ባዕለ ወፃኢ ናብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ውቕሮ

ክምፅእ ዝክእል።

17. ኩሎም ዓይነት ንብረታት 20% ካብቲ ዝተሸነፈ ንብረት ምውሳኽ ወይ ምቕናስ መሰልና ሕሉው ኮይነ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ሙሉ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ሓለው ይኸውን።

ተወሳኪ ሓበሬታ ስ.ቁ. 09 64 53 43 36 ወይ 09 14 78 34 7

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo