ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ንኮንስትራክሽን ሱር መቀለ ሪል እስቴት ፕሮጀክት ስራሕ ግልጋሎት ዝዉዕል ብሃርዛፍ ዲያሜትር በዓል 10 ሳሜ 5475 ብቁፅሪ በዓል 12 ሳሜ 2755 ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሱር ኮንስትራክሽን ሓ/ዝ/ው/ማ


1 ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ናይ መቅረባይነት ፈቃድ ዘለኩም ተጫረቲ ካብ 21 የካቲት 2016 ዓም ከሳብ 11 መጋቢት 2016 ዓም ክሳብ 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ላጪ ኣብ ዝርከብ ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ህንፃ ስራሕቲ ቢዝነስ ዩኒት ቢሮ ብምቅራበ ኩሉ ግዘ አብ ስራሕ ሰዓት ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ከፈልኩም ወሲድኩም ኣብ ጨረታ ክትሳተፉ ትክእሉ ምካንኩም እናገለፅና

2 እቲ ጨረታ 11 መጋቢት 2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ናይ ቅድሚ ሰዓት ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:15 ናይ ቅድሚ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo