መቐለ ህዝባዊ መድሓኒት መቐለ / ከነማ ፋርማሲ/ ናይ ሰብ መድሓኒት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ይደሊ

ህዝባዊ ቤት መድሓኒት መቐለ

1 ናይዚ ዘመኑ ማለትም ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ዝተመዝገቡ ምካኖም መረዳአታ ፎቶኮፒ ከቅርብ ዝክእሉ

2 እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 20/6/2016 ዓም ምዉሳድ ዝከኣል ኮይኑ ዕለት 23/6/2016 ዓም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ዕለት 23/6/2016 ዓም ሰዓት 4:30 ኣብ ህዝባዊ ቤት መድሓኒት መቀለ ይክፈት

3 ተወዳደርቲ ዘሸነፍዎ ኣቅሑት ሰዓርቲ ካብ ዝኮኑሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3 ናየ ሰራሕ መዓልቲታት ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ኣታዊ ክገብሩ ዝክእሉ

4 ተወዳደርቲ ንዝስዓርዎ ኣቅሑት ብእዋኑ እንተዘይ ኣቅርበም ኣብ ስራሕቲ ቤት መድሓኒት ንዝፍጠር ምትእጉጎል ብመምርሒ ዕደጋ ተሓታቲ ይከዉን

5 እዚ ፕሮፎርማ ኣብ መንጎ ተወዳደርትን ቤት መድሓኒትናን ከም ዉዕሊ ከይኑ የገልግል

6 ኣብ እትመልእዎ ሰነዳት ፖስታን ናይ ትካልኩም ማሕተምን ፊርማን ክህልዎ አለዎ

7 ቤት መድሓኒትና ዝሐሸ መማረፂ እንተኪቡ እቲ ፕሮፎርማ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

መምርሒ ዘዳለናዩ ፕሮፎርማ / ናይ ቤት መድሓኒትና ዋጋ መምልኢ / ወፃኢ ኣብ ናይ ባዕልካ ዋጋ መምልኢ ዋጋ ምምላእ ኣይፍቀድን

0914768816 ወይ 0914747249

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo