ማእከል ተሃድሶ ሰራዊት ትግራይ መለስ ካምፓስ ንዉጉኣት ተጋደልቲ ንምግብነት ዝዉዕል ጸባ ብዉስን ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድገ ይደሊ

መለስ ማእኸል ተሃድሶ ሰራዊት ትግራይ

1 ተጫረቲ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ (ቲን ናምበር) ናየ ኣቅራባይነት ፍቃድን ዘለዎምን ኣድላይ ደኩሜንት ምስቲ ሰነድ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዞም ከቅርቡ ይግባእ

2 ተጫረቲ አብ ዘእተዉዎ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ንፁር ዋጋ መሊኦም ፈሪሞምን ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ከቅረቡን ኣብ ኣመላልአ ዋጋን ስፐስፊኬሽን ንዝፈጠረዎ ጌጋ ተቐባለነት ዘይብሉ ፈሊጥኩም ብጥንቃቄ ክተመልኡ ይግባእ

3 ተጫረቲ ማ/ተ/ሰ/ትግራይ መለስ ካምፓስ ብዝተዳለወ መምልኢ ዋጋ ኣብ ባዕሉ መሊእኩም ካብ ዕለት 18/6/2016 ዓም ጀሚርኩም ክሳብ ዕለት 25/6/2016 ዓም ጨረታ ዝዕፀወሉ ግዜ  ኣብ ዕደጋ ክፍሊ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ከተእተዉ ይግባእ

4 ተጫረቲ ቴክኒካልን ፋይናንሻልን ስፐስፊኬሽን በቢ በይኑ ብፖስታ ዓሺጎም ከቅርቡ ይግባእ

5ተጫረቲ ዘቅርብዎ ዓየነት ግልጋሎት ዝተሐኣዘዘ ግዘ መጠንን ፅሬትን መሰረት ክክዉን አለዎ

6 እቲ ጨረታ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ  ወኪላቶም ኣብ ዘለዉሉ ዕለት 25/6/2016 ዓም ቴክኒካል ስፐስፊኬሽን ቅድሚ ሰዓተ 4:00 ተዓፅዩ 4:30 እንትከፈት እቲ ፋይናንሻል ስፐስፊኬሽን ድማ 8:00 ሰዓት ይክፈት

7 ናይ ጨረታ መከበሪ 30,000.00 / ሳለሳ ሽሕ/ ቅርሺ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ጥራሕ ብማ/ተ/ሰ/ትግራይ መለስ ካምፓስ ሽም ብዝተዓሸገ ፖሰታ ከእትዉ ይግባእ

8 ተጫረቲ ዝርዝረ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 150 ቅርሺ ኣብ ናይ ትካልና ፋይናንስ ብምክፋል እቲ ሰነድ ካብ ዕደጋ ክፈሊ ክወስዱ ይግባእ

9 ተጫረቲ ማህተም ዘለዎ ምሉእ ኣድራሻኦምን ስለኪ ቁፅሮምን ከቀምጡ አለዎም

10 ተጫረቲ ናይ ባት ተመዝጋቢ ሰርተፊኬት ኮፒ ከተሓሕዙ አለዎም ተቅርብዎ ዋጋ ድማ ቫት ዝሐወሰ ዘይሐወሰን ምካኑን ክገለፅ አለዎ

11 ሰዓራይ ጨረታ ነቲ ዘሸነፎ ዓየነት ግልጋሎት ዉዐሊ ኣሲሩ ኣሰብ ዉሽጢ ሰለስተ መዓልቲ ግላጋሎት ክጅምር ይግባእ

12 ተጫረቲ ናይ 2016 ዓም ዘተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ምስ 2015 ዓም ግብሪ ከም ዝከፈለ መረጋገፂ ሰነድ ኣተሓሒዞም ከቅርብ ዝክእል ክከዉን አለዎ

13 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ በዉስን ወይ ከዓ ብሙለእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo