ንማይጨዉ ሕርሻ ኮሌጅ ግልጋሎት ዝዉዕል ዘርኢ ኣሕምልቲ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማይጨዉ ሕርሻ ኮሌጅ

1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ምስቲ ንግዲ ፈቃድ ዝመሳሰል ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ ሰርተፊኬት ዘለኩም

3 ናይ መቅረባይነት ሰርተፈኬት ዝሓዝኩም

4 ፕሮፎርማ ጨረታ ሰዓርቲ እንተኮይንኩም አቲ ዝሰዓርክምዎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 01 መዓልቲ ዝድለ ንብረት ክተረክቡ ትክእሉ

5 ነጋዶ ናይ መወዳዳሪ ደኩሜንትኩም ናይቲ ዋጋ መምልኢ ቅጥዒን ናይ ትካልኩም ማህተምን ፊርማን ዘለዎ ኮይኑ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ብሽምዒ ዝተዓሸገ ኢንፈሎም /ፖስታ / ንማይጨዉ ሕርሻ ኮሌጅ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረይ ምምሕዳርን ካብ ዕለት 19/6/2016 ዓም ክሳብ ዕለት 21/6/2016 ዓም ሰዓት 11:00 ኣብ ዘሎ ግዜ ክተቅርቡ እትክእሉ

6 ፕሮፈርማ ዕለት 22/6/2016 ዓም ሰዓት 3:30 ተኣሺጉ ኣብቲ ዕለት 4:30 ይክፈት ስለዚ ኣብቲ ዝተገለፀ ማይፀዉ ሕርሻ ኮሌጅ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምም/ር ስለዝክፈት መፂእኩም ክትሳተፉ ትክእሉ ኢኩም

7 ተወዳደርቲ ዘቅረብዎ መወዳደሪ ደኬሜንት ከምዉዕሊ ኮይኑ ከምዘገልግል ክፈልጥዎ ይግባእ

8 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይምስራዝ መሰሉ  ሕሉዉ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0347770388  /  091478 56 49 ደዊልካ ክሓቱ ይክእሉ 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo