ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳ/ተር ፋይ/ዕደ/ንብረት ምምሕዳርን ካብ ናይ መደበኛ በጀት 2016 ዓም ሕትመት ስራሐቲ ኣቅሑት አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ናይዚ 2016 ዓም ዘበን ግብሪ ከፊልኩም ንግዲ ፍቃዶም ዘሐደሱንእቲ ኮፒ ምሉእ ወረቀት ኮይኑ ብንፁር ዝርአ ዘቅርቡን

2 ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ናይ 2016 ዓም ዘበን ዝተሐደሰ ብንፁር ዘቅርቡ ዝክእሉ

3 ናይ ግበሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ /ቲን ናምበርሐ መረዳአታ ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ተጫረቲ ኣብ ትሕቲ ዝቀረበሎም መወዳደሪ ሽምን ክታምን ኣድራሻን ዘስፈሩ ከኮኑ አለዎም

5 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 19/6/2016 ዓም ይከዉን

6 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 21/6/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 11:30ይከዉን

7 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 22/6/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 2:30ይከዉን

ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቃድን  እንትሃልዎ ኣብ ምፅራይ ዉድቂ ይግበር

ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ነቲ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344 440 24 20 ይደዉሉ ----------------------------------------------------------------------------------------------------------------

ተቁ

ዓይነት ንብረት

መፍለይ

መለክዒ

በዝሒ

ነፀላ ዋጋ

ጠቅላላ ዋጋ

መብርሂ

1

ኣዉቶማቲክ ቲተር ማሀተም

ብቁፅሪ

30

2

ኣዉቶማቲክ ክቢ ማሀተም

ብቁፅሪ

35

መተሐሳሳቢ ዉዕሊ ንምእሳር ፍቃደኛ ዝኮነ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓለቲ ስራሕ ኣብ ጨረታ ሳንዱቅ ከእትዉ ይክእሉ እዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo