ቤት ፅሕፈት ልምዓተ እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ አበርገለ የጭላ ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ አበርገለ የጭላ

1 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ወርሓዊ ቫት ድክለሬሽን ብመምርሒ መሰረት ከቅርብ ዝክእል

2 መለለየ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎ

3 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ዝሐዘ

4 ከምእዉን ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ፈቃድ ንግዲዝሐዘ

5 ብዉክልና ዝተልኣከ እንተኮይኑ ሕጋዊ ዉክልና ከቅርብ ዝክእል

6 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

7 ጨረታ 25/6/2016 ዓም ንጉሆ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለተ ሰዓት 4:30 ይክፈት

8 ሰዓራት ምስተፈለጠ ድሕሪ ናይ ሰለስተ ማዓልቲት ዉዕሊ ዝአሰርን መከበሪ ዉዕሊ 10 ሚእታዊ ከትሕዝ ዝክእልን

9 ዋጋ ጨረታ እንተናአሰ ን15 መዓልቲ ፀኒሑ ዝፀንሕ ይከዉን

10 መከበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብባንኪ ዝተረጋፀ ቼክ ወይድማ ብዉሕስና ባንኪ ከምእዉን ብጥረ ገንዘብ ኮይኑ ክሳብ ዉዕሊ ዝእሰር ዘገልግል ይከዉን

11 ሰነድ ጨረታ ብክልተ ፖስታ ዋና ቅዳሕን ኣብ ልዕሊ ፖስታ ተፃሒፉ ተዓሺጉ ዝቀርብ ኮይኑ እቲ ዝተመለአ ዋጋ ብናይቲ ድርጅት ላዕላዋይ ሓላፊ ተፈሪሙምን ማህትም ዓሪፍዎን ምስ ሙሉእ ኣድራሽኡ ክቀርብ አለዎ

12 ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ እንተሃሊዎ ድማ ተስተካከሊ ተፈሪሙ ማለት ብፊደል ተፃሒፉ ናብ ጨረታ ሳንዱቅ ክእትዉ ይግባእ

13 ድሕሪ ምዕፃዉ ሳንዱቅ ጨረታ ዝመፅእ ናይ ጨረታ ፖስታ ተቀባለነተ የብሉን

14 እቲ ቤት ፅሕፈት መጠን ዝዕድጎ ኣቅሓ ቅድሚ ዉዕሊ ምእሳሩ ክሳብ 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእል እዩ

15 ብተወሳኪ እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

16 ዝቀርብ ንብረት ፅሬቱ ተረጋገፂ ኣታዊ ናይ ዝኮንንብረት ጥራይ ክፍሊት ይፍፀም

17 ኣብ ከይዲ ጨረታ ከጭበርብር ዝሞከረ ካብ ጨረታ ወፃኢ ከምእከዉንን ኣብ ቀፃሊ ኣብ ዕደጋ መንግስቲ ከይሳተፍ ከምዝግበርን ዘትሓዞ መከበሪ ጨረታ ከምዝዉረሰን ፈሊጡ ስርዓተ ጨረታ ኣክቢሩ ክእትዉ ይግባእ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344220126  0344220069 0963509643

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo