ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ግልጋሎት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ

ተቁ

ዝርዝረ ዓይነት ንብረት

ድሌት መግለፂ

መለክዒ

በዝሒ

ናይ ሐደ ዋጋ

ጠ/ዋጋ

መብርሂ

1

ናይ ሞተር ሳይክል  Tipless ጎማ ናይ ድሕሪት

410ብ18

ቁፅሪ

01

2

ናይ ሞተር ሳይክል  Tipless ጎማ ናይ ቅድሚት

300/90ብ18 5A

ቁፅሪ

01

3

ባትሪ ናይ ሄሮ ሞተር

5A

ቁፅሪ

01

4

ናይ ሞተር ሳይክል Tipless ጎማ ናይ ድሕሪት ናይ BMP

110/80በ17

ቁፅሪ

01

5

ናይ ሞተር ሳይክል Tipless ጎማ ናይ ቅድሚት ናይ BMP

90/90ብ17

ቁፅሪ

01

6

ባትሪ 12 ቮልት ናይ ሞተር

ቁፅሪ

01

7

ናይ ድሕሪት ኣሞዛተር የማንን ፀጋምንን

ቁፅሪ

02

8

ናይ ቅድሚት ኣሞዘራተር የማንን ፀጋምን

ቁፅሪ

02

1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ስራሕ ፈቃድ ዝተሐደሰ መቅረባይነት ቲን ቁፅሪ ከም ኣድላይነቱድማ ናይቫት ምዝገባ ሰርተፈኬት ከተሓሕዝ ዝክእል

2 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 14/6/2016 ዓም ክሳብ ዕለት 18/6/2016 ዓም ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት19/6/2016 ዓም ሰዓት 3:30 ይክፈት

3 ተወዳድርቲ ኣብ ዘቅርብዎ ሰነድ ጨረታ ናይ ተወዳዳራይ ስም ፌርማ ማህተምን ኣድራሻኦምን ብምዕራፍ ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርቡ አለዎ

4 ሰዓራይ ትካል አሸናፊ ኮይኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 03 መዓልቲ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንብረት ክፍሊት ኣታዊ ክገብር አለዎ

5 ወጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ እዋን አዚ ፕሮፎርማ ምስተከፈተ ን7ተ ተከታተልቲ መዓልቲታት ዝፀንሕ ይከዉን

6 እዚ ሰነድ ፕሮፎርማ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል

7 ኣብ ከይዲ ጨረታ /ፕሮፎርማ ንምዝባዕ ዝፍትኑ ተወዳደርቲ ካብ ጨረታ ወፃኢ ብምግባርን ንቐፃሊ ድማኣብ ዕደጋ መንግስቲ ንከይሳተፉ ክሳብ ምእጋድ ዝበፅሕ ስጉምቲ ክወስዱ ይክእል እዩ

8 ተወዳደርቲ ዝበለፀ ሐበሬታ ንምርካብ ኣብ ሰራሕ ሰዓት ናብ ቤት ፅሐፈትና ብኣካል ብምምፃእ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo