ኢንተፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ መካይን ብዘዉፀኦ ሞዴል መሰረት ጨረታ አወዳዲሩ ክካረ ይደሊ

ኤንተርፕራይዝ መፅናዕቲን ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ

መስፈርት እተማልኡ ተወዳደርቲ ዘይምለስ 100 ብምክፋል ትካል ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድ ንክትወዳደሩ ንዕድም

1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎን ኮፒ  ከታሓሕዙ ትክእሉ

2  ናይ መቅረባይ ምዝገባ ሰርተፊኬት ቲን ቁፅሪን ዝሐዘ ኮፒ  ከታሓሕዙ ትክእሉ

3 ኣብ ቫት ተመዝጋቢ ተኮይኖም ናይ ቫት ሰርተፊኬት ኮፒን ዘቅርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሐወሰ ክከዉን አለዎ

4 መከበሪ ጨረታ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ 3000 / ሰለስተ ሽሕ ብር /  ከትሕዝ ዝክእል

5 ዝተአዘዘ ንብረት አሸናፊ ኮይኖም እንትርከቡ ዉዕሊ አሲሮም መኪና ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልታት የረክቡ

6 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ 13 /6/ 2016 ክሳብ 27/6/2016 ዓም ዓም ኮይኑ በቲ ዕለት ልክዕ  ሰዓተ 4:00 ተዓሺጉ  ሰዓተ 4:30  ይከፈት

 7 ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ በሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344418556 ወይም 0914786075

ተቁ

ዓይነት ንብረት

መፍለይ ቑፅሪ

መጠን

በዝሒ

ነ/ዋጋ

ጠ/ዋጋ

መብርሂ

1

ቶዩታ ዳብል ጋቤና

2015 <

pcs

02

2015ን ልዕሊኡን

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo