ንካልኣይ ግዘ ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተወዳደ መሰረት ልምዓት ኣብ 2016 በጀት ዓመት አብ ጎደና ክንፈ ገብረመድሂን ካብ ፕሮጀክት IDP ብዝተረከበ ባጀት ናይ ፅርጊያ መብራህቲ ፅገና ንምስራሕ ደረጃ 8 ብርኪ ፈቃድ ንእሽተይ ንግዲ ትካላት ዘለዎም ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ብኤሌክትሮኒክስ መካኒካል ወይድማ ብኤሌክትሪካል ኢንሳታሌሽን ብማሕበር ወይ ድማ ብዉልቀ ዳቀቅትን ኣናእሸተይን ዝተዉሃቡ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት መዘጋጃ ኣክሱም

1 ወርቀ ምስክር ምዝገባ ንግዲ : ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ፈቃድ ንግዲ : ወረቀት ምስክር መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ : ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ወረቀት ምስክር መቅረባይነት:  ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ናይ ዝሐለፈ ወረሒ ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ እዉንከቅርብ ዝክእል

2  ናይ 2012 ዓም ወይ እዉን 2013 ወይ ድማ 2016 ዓም ዝተሐደሰ  ብ ኤሌክትሮ መካኒካል ወይድማ ኤሌክትሪካል ኤንሳታሌሽን  ወይ እዉን ተካናተራይነት ምዝገባ ካርዲ ዘለዎ በቤት ፅሕፈት ልምዓት ዘፈር ቁጠባ ዝተዉሃበ ብርኪ ትካል  ወረቀት ምስክር ከቅርብ ዝክእል

3 መከበሪ ጨረታ 17000 / ዓሰርተ ሸዉዓተ ሽሕ ቅርሺ/ ካብዞም ዝስዕቡ ብሐዲ መልክዕ ከቀርብ  ዝክእል ማለት እዉን ብ ብሄራዊ ባንኪ ንግዲ ኢትየጰያ ካብ ዝተፈቀደሎም ባንኪታት ወይ እዉን ብፋይናንሳዊ ዝዉሃበ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪታት ወይድማ ፋይናንሳዊ ትካላት ብዘረጋገፆ ቼክ ሌተር ኦፍ ክሬዲት ከቅርቡ አለዎም

4 ተጫረቲ ናይቲ ዝጫረትሉ ፕሮጀክት ስራሕቲ ሳይት ካብ ዝተረክበሉ ዕለት ጅሚሩ ኣብ ዉሽጢ 90 ተካታተልቲ ማዕልቲታት ሙሉእ ብሙሉእ ፂሞም ወይ እዉን ዛዚሞም ከረክቡ አለዎም

5 ተጫረቲ ብቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም ከይዲ ስራሕ  ዝተወደደ መሰረት ልምዓት ዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 12  የካቲት 2016 ዓም ጀሚሩ ካብ ቤት መዘጋጃ ኣክሱም ክወስዱ ይግባእ

6  ተጫረቲ ዝመለእዋ ዋጋ ሰነድ ጨረታ ሐደ ዋና ሙሉእ ሰነድ የቅርቡ ብክልተ ቅዳሕ ተገይሮም ዝቀርቡ ሰነድ ድማ ዝርዝር ስራሕን ስእሊ : መከበሪ ጨረታ : ብቤት ፅሕፈት ልምዓተ ቁጠባ  ወይ እዉን ደቀቅትን ኣናእሸተይን ትካላት ንግዲ ዝተዉሃበ ወረቀት ምስክር ብርኪ ትካል:  ወረቀት ምስክር ምዝገባ ንግዲ : ወረቀት ምስክር ፍቃድ ንግዲ  : ካርዲ ምዝጋበ ተካናታራይነት  : መለለይ ቁፅሪ  ምዝጋበ ካፋሊ ግብሪ  : ወረቀት ምስክር መቅረይነት : ቫት ምዝገባ  ወረቀት ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳበ ዘፈለጥሉ መረዳእታን ሰነዳት ኣብ ዝተፋላለዩ ፖስታት ምስዓሸጉ ኩሎም ፖስታት ኣብ ካልኢ ዓብይ ፖስታ መሊሶም ብምዕሻግን ናይቲ ዝጫረትሉ ፕሮጀክት ሽም ኣብ ልዕሊ እቲ ዓብይ ፖስታ ብዝርአ ቀለም ብምፅሐፍ ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ኣብ ካልኣይ ደብሪ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 17 ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ክሳብ 3/7/2016 ዓም ክሳብ ሰዓት 3:00 ቅድሚ ቀትሪ ብኣካል ብምምፃእ ከእትዉ አለዎም

7 ተጫረቲ እቲ ሰነድ ጨረታ ብዉነ ተረዲኦም ዋጋ ብምምላእ ፈሪሞምን ማህተም ብምዕራፍን እቲ ሰነድ ጨረታ ከምቲ ክሽወጥ እንተሎ ዝነበረ ከይኣጎደለ ከቅርቡ አለዎም

8 ሳንዱቅ ጨረታ ኩሎም ተጫረቲ ኣብ ዝተረከብሉ 3 መጋቢት 2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም ከይዲ ስራሕ ዝተወደደ መሰረተ ልምዓት 2ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 17 ሳንዱቅ ጨረታ ይክፈት

10 እቲ ቤት ፅሕፈት ወይ እዉን እቲ ከይዲ ስራሕ ዝሸሐ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ስልኪ 0905000844 /0901298707 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo