ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምዕራብ ትግራይ አብ 2016 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ኤሌክትሮኒክስ አቑሑት &ፅሬት መሳርሒ 8ፅሕፈት መሳርን አናእሽተይ መሳርሒ ፅሕፈት&ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምዕራብ

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምዕራብ ትግራይ አብ 2016 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ኤሌክትሮኒክስ አቑሑት &ፅሬት መሳርሒ 8ፅሕፈት መሳርን አናእሽተይ መሳርሒ ፅሕፈት&ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ብዙይ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቓሕታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንዉድድር ይዕድም፡፡

> ግልፂ ጨረታ ምድብ 01/01/2016 ፅሕፈትን መሳርሕን አናእሽተይ መሳርሒ ፅሕፈትን፡

> ግልፂ ጨረታ ምድብ 01/02/2016 ፅሬት መሳርሒ '

> ግልፂ ጨረታ ምድብ 01/03/2016 ናይ መካይን መቐያየሪ ኣቑሑትን ተዛመድትን፡

> ግልፂ ጨረታ ምድብ 01/04/2016 ኤሌከትሮኒክስ አቁሑት "

1. በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ስራሕ ፍቓድ ዘለዎን ከቕርብ ዝኽእልን።

2.ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቑፅሪ ፐ ዝተመዝገበን ከቕርብ ዝኽእልን።

3. ተወሳኺ እሴት ታክስ VAI ተመዝጋቢ ዝኾነን መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእልን ክወዳደሩ ይኸእሉ።

4. ጨረታ ሰነድ ካብ ዞባ ምዕራብ ምምሕዳር ጉጅለ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ሳልሳይ ደብሪ ቢሮ ቆፅሪ 4 ግዝያዊ አድራሻ ከተማ ሽረ እንዳ ስላሴ ጥቃ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ምምሕዳር ቅድመሐዚ ዞባ ሴሜን ምዕራብ ፍትሒ ዝነበርሉ ሕንፃ ብምቕራብ ዘይምለስ ብር 100/ሓደ ሚኢቲ ብር/ ንኩሎም ምድብ ጨረታ እናኸፈሉ ካብ ዕለት 12/06/2016 ዓ/ም ክሳዕ ዕለት 21/06/2016 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ሰራሕ ሰዓት ምግዛእ ይከአል።

5. ሰነድ ጨረታ ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ካብ ዕለት 12/06/2016 ክሳዕ 22/06/2016ዓ/ም በቢ ምድቡ ንሕድሕድ ሐደ ኮፒ ብምግባር ብዝተዓሸገ ሽምዓ ተዓሸጉ አታዊ ይግበር

6. እቲ ጨረታ ዕለት 22/06/2016ዓ/ም ስዓት 3፡30 ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ፅለት ሰዓት 400 ንጎሆ ይኸፈት።

7. ተወዳደርቲ መኽበሪ ጨረታ ብር=3000/ሰለስተ ሽሕ /ንፅሬት መሳርሒ፣ 5,000.00/ሓሙሽተ ሽሕ ብር/ንፅሕፈት አናእሽተይን መሳርሒ ፅሕፈትን፣ ብር 10000/ዓሰርተ ሽሕ ብር / ንኤሌከትሮኒክስን ከምኡ እውን በር 10000/ዓሰርተ ሽሕ ብር / ንናይ መካይን መለዋወጢን ንሕድሕድ ጨረታ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መአዘዚ ከፈሊት ቸክ አብ ኩነታት ዘይተመስረተ ውሕስና ባንኪ CPO /ወይም ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝኽእሉ

8. ተወዳድርቲ ቤት ፅሕፈትና ንዝሓቶም መረዳእታት ዋና ቕዳሕን መረዳእታን ከቕርቡ ዝኽእሉ፣

9. ኣብ ጨረታ ኣሸናፊ ዝኾኑ ተወዳደርቲ ዉዕሊ ካብ ዝኣሰርሉ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢፖ'ተኸታታሊ መዓልቲ ኣብ ቤት ፅሕፈት ዞባ ምዕራብ ምምሕዳር/ሽረ እንዳስላሴ ቤት ፅሕፈትና ብዘቕረቦ በዓል አፈቲሹ ከረክብ

አለዎ።

10. ተወዳደርቲ ኣብ ላዕሊ ብዝተገለፀ መሰረት ብሕድ ሕድ ዘርፊ ዋጋ መሊኦም ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ሳንዱቕ ኣታዊ ክገብሩ ኣለዎም፣

11. ቤት ፅሕፈትና እዚ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዊ እዪ፣

12. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0911056813 /0914499596 / ደዊልካ ምሕታት ይካኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo