ቤት ፅሕፈት ጊዝያዊ ምምሕዳር ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰን ንብረት ምምሕዳርን ንቤት ፅሕፈት ርምምሕዳር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ጎማ ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ክልል


ስለዚ ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ በቲ ንግዲ ዘርፊ ዝሓቶ መሰረት

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ፣ ቲን ናምበርን ቫት ዝተመዝገብኩም ተኮይንኩም ናይ ቫት ናይ ዋጋ መግለፂ ዝረመዝገብኩምሉ ሴርቲፌኬት መቕረባይነትን _ ሰለስቲኡ ፎቶ ኮፒ ምስ ዝቀርብ ብምትሕሓዝ መሊእኩም ብፓስታ ኣሺግኩም ካብ ዕለት 08/6/2016 ዓ/ም ክሳብ 13/6/2016 ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ናብ ቁፅሪ ክፍሊ 3-18 ምቕራብ ይግባእ። ዝቐረበ ፕሮፎርማ - ዕለት 14 /6/ 2016 ዓ/ም ሰዓት 2፡30 ዝኽፈት ምዃኑ ንገልፅ።

 2. እቲ ዝቐርብ ኣቅሓ በቲ ዝተጠቀሰ ስፔስፊኬሽን መሰረት ኦርጅናልን ክኸውን ኣለዎ ብናይ ባዕሎ


3. ካብ ዝቐረቡ ተወዳደርቲ ሰዓራይ ምስተነፀረ ኣብ ውዕጢ 3*ናይ ስራሕ መዓልታት ትራንስፓርት ከቅርብ ዝክእል

ይኸውን


4 ኣብቲ ዝተጠቀሰ ግዜ ውሽጢ ክተርክቡ ትክእሉ ምዃንኩም ኣረጋጊፅኩም ክትመልኡ ይግባእ – ሳዓራይ ምስተበሃለ ___ ዘየቅርብ ዋጋ መሊኡ ዘቅረበ ትካል ኣብዚ ቤት ዕዮ ንዘጋጥም ምጉልእላእ ተሓታቲ


5. ኣብ ዘይዘርፉ /ዘይምልከቶ ዋጋ መሊኡ ዘቅረበ ካብ ውድድር ወፃኢ ይግበር


6. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ : ምልክታ ጨረታ – ካብ ዝተከፈተሉ መዓልቲ ጀሚሩ ን 2ተ ስራሕ መዓልቲታት

ጥራሕ ይኸውን


7. እቲ ቤት ፅሕፈት ዳ/ዕ/ፋይ/ንብ/ምም/ር ኣብ ዘውፀኦ በዝሒ ምቕናስ ፡ ምውሳኽ ከምኡ 'ውን ብሙሉእ ወይ

ብክፋል እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝድለ ሓበሬታ - ብኣካል ወይ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-406451 ምሕታት ይከኣል

መምልኢ ዋጋ

ተ.ቁዓይነት ንብረትመግለፂመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ዋጋመብር
ብርሳንብርሳን
1ጎማ ብርጅስቶን285/60818 (285/55R18)ቑፅሪ05

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo