ዓዲ -ሓ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣብ ናየ 2016 ዓም ብዉሽጢ ዝተሐደሰበ በጀት ክልተ ክፍልን ሐደ ናይ ዋርዲያ መሕለዉን ቆርቆሮ ከስርሕ ይደሊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ንዘለዎም ሰብ ሞያ ኮንስትራክሽን ከስርሕ ይደሊ

ዓዲ-ሓ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ

1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ

2 ናይ 2015 ዓም ግብሪ ዝከፈለ

3 በቲ መምርሒ መሰረት 2 ሚእታዊ ቲኦቲ  ዝክፈል

4 እዚ ምልክታ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 8/6/2016 ዓም ክሳብ ዕለት 12/6/2016 ዓም ሰዓት 10:00 ተለጢፉ ኣሳብ አየር ይፀንሕ

5 እዚ ምልክታ ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ እዋን ዕለት 12/6/2016 ዓም ሰዓት 10:00 ይከዉን

6 እዚ ምልክታ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ እዋን ዕለት 13/6/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ይከዉን

7 ጨረታ ዘሸነፈ ሐደ ተግሬቶ ሐሸዋ የቅርብ ኣብ ዉሽጢ 7 መዓልቲ ሰሪሑ የረክብ

8 ብትክክል ክምዝተሰረሐ እቶም ኮሚቴ ህንፃ ምስረጋገፁ ሙሉእ ክፍሊት ብቤት ትምህርቲ ምምሕዳርን ፋይናንስን ይፍፀመሉ

9 ነቲ ትካል ኣዋፃኢ እንተዘይ ኮይኑን ነዞም ኣብ ላዕሊ ዘለዉ ረቆሒታት ዘየማለአ እንተኮይኑ ይስረዝ

10 ከመይ ከምዝስራሕ ብስእሊ ዝተደገፈ ሐበሬታ ካብ ዓዲሓ ቤት ትምህርቲ ይወስዱ

ል/በ ጨረታ ሰዓራይ ጠቅላላ ናይ ጉልበትን ሐደ ተግሬቶ ሓሸዋ ሒዙ የቅርብ ማለት ብክኢላ ብሎኬት ምንዳቅን ብክኢላ ሃናፂ ከስራሕ ከምዘለዎ ኣብ ግምት ክእትዉ አለዎ ብዘይከኣል በዓል ሞያ ዘስርሕ እንተኮይኑ በቲ ኮሚቴ ከምዝእገድ ነፍልጥ

ንዝበለፀ ሐበሬታ በዚ ስልኪ ምድዋል ይከኣል 0914003742

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo