ቤት ትም/ቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ኣብ 2016 ዓም ዘበን ትም/ቲ ንቤት ትምህርቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ላባራቶሪ ንብረት ካብ መቅረብቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኒኮላስ ሮቢንስን ቤት ትምህርቲ

1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ እዚ ዘምን ዘለዎም

2 ምስክር ወረቀት መቅረባይነት ዘቅርቡ

3 ቲን ቁፅሪ ዘለዎ

4 ኣብ ቲኦቲ ወይ ቫት ምዝጉባት ኮይኖም ሕጋዊ ደረሰኝ ዘቅርብ

5 ሰነድ ጨረታ ብር 30 ብምክፋል ካብ ቤት ት/ትና ተሓዚት ገንዘብ ምዕዳግ ይክእል

6 ንመከብሪ ጨረታ ካብ ዘቅርብዎ ጠቅላላ ዋጋ 2 ሚእታዊ ብ ስፒኦ ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል ኮይኑ እቲ ስፒኦ ኣብ ዉሽጢ እቲ ጨረታ ዝሓዘ ፖስታ ተዓሺጉ ይቀርብ

7 ሰነድ ጨረታ ዝሸየጠሉ ካብ 7/6/2016 ዓም ክሳብ 14/6/2016 ዓም ሰዓት 7፡20 ካብ ቤት ትምህርቲ ሒሳብ ክፍሊ / ተሓዚት ገንዘብ ሐ

8 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 14/6/2016 ዓም ሰዓት 7:20 ተዓሺጉ በቲ ዐለት ሰዓት 7:30 ይክፈት

8 ሰዓራይ ንዝስዓርክምዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ንብረት ክፍሊ የእትዉ

9 እቲ ትካል እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብመሉእ ናይ ምስራዝ መሰሐለ ዝተሐለወ እዩ

10 እዚ ከም ዉዕሊ ኮይኑ ከገልግል እዩ

11 ኣድራሻ ዓዲ ሽምዱሑን ካብ ህንፃ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ንታሕታይ እትዉ ኢልካ ጎኒ ዩኒቨርስቲ ኮሌጅ ኣድማስ

ንዝበለፀ ሐበሬታ 0342400138

መብርሂ  1 እቲ ዋጋ ቫት ወይ ቲኦቲ ሓዊሱ ይቅመጥ

2  እቲ በዝሒ ክዉስክ ወይ ክንኪ ይክእል እዩ

3 ሽም በዓል ትካል_____  ፊርማ_____

4 ስ/ቁፅሪ _____ማሕተም____

ተቁ

ዝዕድግ ዓይነት ንብረት ምስ መግለፂኡ

መዓቀኒ

ዝደለ በዝሒ

መብርሂ

1

Fructose

KG

0.5

2

Maltose

KG

0.5

3

Hydrogen per oxide (H2O2)

Liter

1

4

Completet set for blood group test

Set

1

5

Albumen egg(protein test)

KG

0.5

6

Iodine solution

Liter

1

7

Acetone 80%

Liter

1

8

Chromotgraphy paper

ፓቸከ

1

9

Hot plate

pcs

1

10

Test tube (large)

pcs

20

11

Calcuium carbonet

KG

0.5

12

Small post

pcs

20

13

Immersion oil

100ml (pack)

3

14

Glycerol solution

Liter

1

15

Sodium chloride (NaCI) for lab

KG

1

16

Eosin

100 mg(pack)

10

17

Filter paper

pack

1

18

Large tissue  paper fro lab

pcs

2

19

Litums paper

Pack

2

20

PH meter

Pocket digital

1

21

Dissecting pan

palstic

1

22

Glove

Pack

5

23

Hydro Chloric acid

Liter

1

24

Sulfuric acid (h2So4)

Liter

1

25

Sodium

100 mg(pack)

10

26

potassium

100 mg(pack)

10

27

Calcium

100 mg(pack)

10

28

Magnesium

100 mg(pack)

10

29

Aluminum

KG

1

30

Iron powder

KG

1

31

Mercury

50 gram

1

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo