ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ን ከተማ ዓብይ ዓዲ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ናይ ካልኣይ ጥሙር ዕድጊት ንከተማ ዓብይ ዓዲ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን : መሳርሒ ፅሕፈትን ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብዮ ዓዲ

1 ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩምን ናይ 2015/2016 ዓም ዝሐደስኩም

2 እቲ ጨረታ ናይ ባዕል ዋና ሕጋዊ ማሕተምን ፊርማን ክህልዎ አለዎ

3 ተመዝገብቲ ተወሳኪ አሴት ታክስ ማለተ ቫት ኮይኖም ናይ 30 ታሕሳስ 2016 ዓም ሪፖርት ዝገብርሉ ዋንኡ ምስ ቅደሕ ከቅርብ ዝክእል

4 ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ዘለኩምን ክተቅረቡ እትክእሉን

5 ናይ መቅረባይነት መለለይ ካርዲ ዘለኩምን ዝሐደስኩምን

6 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ካርዲ ማለት ቲን ዘለኩም

7 ናይ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 6000 ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል ንፅሕፈት መሳርሒ እዉን 6000ብ ስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

8 ንሐደ ደኩምንት ዘይምለስ 20 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብይ ዓዲ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ክፍሊ ብምክኣድ ክተገዝኡ እትክእሉ

9 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብይ ዓዲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ብምዉሳድ መወዳደሪ ዋጋኩም ብምምላእ ኩሎም ዝተጠቀሱ ኣድለይቲ ሰነዳት ዋናን ቅዳሕን ነንበይኑ ኣብ ፖስታ ብምዕሻገ ኣብ ልዕሊ እቲ እቲ ሰነድ ጨረታ ዝተዓሸገን ፖስታ ናይ ባዕል ዋና ማሕተምን ፊርማን ብምፅሓፈ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምነ ፋይናንስን ዓብይ ዓዲ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ንክተእተዉን ትክእሉ

10 ምልክታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉካብ 6/6/2016 ዓም ክሳብ 21/6/2016 ዓም ሰዓት 4:20 ቀትሪ ይከዉን ሳነዱቅ ጨረታ ዝዕሸገሉ 21/6/2016 ዓም ሰዓት 4፡20 ውድሚ ቀትሪ ይከዉን ሳንዱቅ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 21/6/2016 ዓም ሰዓት 4፡30ቅድሚ ቀትሪ ይከዉን

11 እቲ ጨረታ ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ይከፈት

12 እቲ ዝሰዓርክምዎ ዝርዝር ንብረት ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ዓብይ ዓዲ ናይ ማጎዓዝያ ሓዊሱ ዘቅርብ

13 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

14 ሰዓራይ ካብ ዝተነገረሉ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓለቲታት ከቅርብ ይግባእ

15 ኣብቲ ዝወፀ ረቆሒ ወይ መግለፂ ምንክካእ ወይ ምቅያየርን ምስራዝን ኣይፍቀድን

 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0914754301 / 0914120820/ 0914242030/ 0914747125

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo