ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ዓዴት ንዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ተዛመድቲ ኣቅሑት ኮምፒተር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ናዕዴር ዓዴት

1 ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደር እትደልዩ ነጋዶ ፍቃድ ንግዲ ብኣቅሑት ኮምፒተር ተዛመድትን ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ 2016 ዓም ዘለኩም

2 በቲ ፍቃ ንሱ ዝተሐደሰ ናይ 2016 ዓም ወረቅት ምስክር መቅረባይነት ክምእዉን መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩም ካብዚ ቀሒሎም ዘለዉ ረቆሒታት እተማልእ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

3 አብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩም ክትኮኑ ይግባእ

4 በቢ ሰለስተ ወርሒ ኣታዊ ዝገበርክምሉ ክሳብ ታሕሳስ 30/2016 ዓም ሒሳብ ዘቅረብክምሉ መረዳእታ ክተቅረቡ እትክእሉ

5 ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሐሉ ግዛ ካብ 5/6/2016 ዓም ክሳብ 26/6/2016 ዓም ሰዓት 5:00 ቅድሚ ቀትሪ እንትከዉን ኣበዚ መዓልቲ ዝተሸጠ ሰነድ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ዋናን ቅዳሕን ነንበይኑ ተፋላለዩ ተዓሺጉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረት እቲ ወረዳ ዝረከብ ሳንዱቅ ጨረታ ኣታዊ ክትገብሩ እትክእሉ

6 እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት ማለት እዉን 26/6/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 5:30 ቅደሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

7 መከበሪ ጨረታ ንመሸጢ ሰነድን ኣብ ዝተዳለወ ዝርዝር ሰነድ ረቆሒታት ተቀሚጡ ይርከብ

8 ካልኣተ ኣድለይቲ ዝበሃሉ ሐበሬታትን ብዝበለፀ ኣብ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ረቆሒታት ተቀሚጡ ስለ ዘሎ ካብኡ ኣንቢብኩም ምርዳእ ትክእሉ ኢኩም

9 ሰዓርቲ ጨረታ መቅረብቲ እቲ ንብረት ብናይ ባዕልኩም መፅዓንን መራገፍን መጎዓዝያ ወፃኢ ሸፊንኩም ኣብ ከተማ ሰመማ ናብ ዝርከብ እቲ ቤት ፅሕፈት አብ ዉሽጢ 12 መዓለቲ ክተቅርቡ እትክእሉ

10 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ  0914376030 /0920862685 /0914854851 /0914765999

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo