ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፀለምቲ ብናይ 2016 መደበኛ በጀት ኣብ ወረዳና ንዝርከባ ንዝተፈላለያ ኣብያተ ዕዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀለምቲ

1 ናይ 2016 ዓም ግብሪ ከፊሎም ዝተሐደሰ ፈቃድ ንግዲ ብቃዳሕ ከቅረቡ ዝክእሉ

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብርና ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ወረቀት ምስክር መቅረባይነተ ቅዳሕ ከቅረቡ ዝክእሉ

3 ተወሳኪ አሴት ታክስ ምዝጉባተ ዝኮንኩምን ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2016 ዓም ሪፖርት ዝገበርክምሉ መረዳእታ ቅዳሕ ከቅረቡ ዝክእሉ

4 ተወዳደርቲ ካብ 30/5/2016 ዓም ጀሚርኩም ዘይመለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ኣብ ከተማ እናዳባጉና ጥቃ ወረዳ ፅምብላ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፀለምቲ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳርን ኣብ ስራሕ መዓለቲ እናመፃእኩም ብምዉሳድ ናይ ዋጋ ዝርዝር መሊእኩም ኣብ ከይዲ ስራሕና ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ኣታዊ ክትገብሩ እትክእሉ

5 ኩሎም ዝተሐተቱ ረቆሒታት መረደእታ ዋናን ምስ ቅዳሕ ሰነድ ጨረታ ብፖስታ ዓሺግኩም ኣብዝባን እቲ ፖስታ ናይ ተጫራታይ ሽም ፊርማን ኣድራሻን ገይሩ ናብ ሳንዱቅ ጨረታ ኣታዊ ክገብር ዝክእል

6 ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሐሉ ግዘ ካብ 30/5/2016 ዓም ከሳብ 15/6/2016 ዓም ሰዓት 4:00 መዓልቲ ኣብ ዘሎ ኮይኑ ሳነዱቅ ጨረታ ዝከፈተሉ 15/6/2016 ዓም ሰዓተ 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 4:30 ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፀለምቲ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንብረትን ይክፈት

7 ተወዳደርቲ ቅድም ጨረታ ምክፋቱ መክበሪ ጨረታ 15000 / ዓሰርተ ሓሙሽተ ሽሕ ቅርሺ / ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

8 ኣብ ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ክህልዉ ኣይግባእን እነተጋጢሙ እዉን ብንፁር ተፃሒፉ ፊርማ ተወዳዳራይ ክዓርፎ ዝግባእ ኮይኑ ፊርማ ተዘይሃሊዎ ዋጋ ዘይተሓዝ ወይ ክግደፍ ይክእሉ እዩ

9 ተወዳደርቲ ዘቅርብዎ መወዳደሪ ጨረታ ኣብ ነብስ ወከፍ ገፅ ማሕተሞም ክዓርፎ ይግባእ ማህተሞም እንተዘይዓሪፍዎ ካብ ዉድድር ወፃኢ ይከዉን

10 አብዚ ወድድር ሰዓርቲ ዝኮኑ መቅረብቲ ናይ ስዓርዎ ኣቅሑት 10 ሚእተዊ መክበሪ ዉዕሊ ከትሕዙ ይግባእ

11 ናይ ጨረታ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ንተከታታሊ 30 መዓልቲታት ይከዉን

12 ኣብዚ ጨረታ ሰዓርቲ እትኮኑ ተወዳደርቲ ዝሰዓርኩምዎ ንብረት ፅሬት ዘለዎን ብመሰረት መዓቀኒ ረቆሓን ብናይ ባዕልኩም መጎዓዝያ ካልኦት ወፃኢታት ብምሽፋን ኣብ ከተማ ዳባጉና ጥቃ ምምሕዳር ወረዳ ፅምብላ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናስን ወረዳ ፀለምቲ ዕቀባ ንብረት ኣምፂኡ ዘረከብ

13 ቤት ፅሕፈትና አብ ነብሰ ወከፍ ዓይነት ንብረት 20 ሚእተዊ ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእለ እዩ

14 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0919023970  0914782247 0910218938

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo