ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተገሊፆም ዘለው ናይ ሽንት ቤት ፅገና ብሾፒንግ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ፡፡

Tigray Regional State Interim Administration Bureau of water And Energy

ምልክታ ሾፒንግ ፕሮፎርማ

ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተገሊፆም ዘለው ናይ ሽንት ቤት ፅገና ብሾፒንግ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ፡፡ ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ታ.ቁናይ ስራሕ ዝርዝር (Description)መዐቀኒ (Unit)በዝሒነፀላ ዋጋዋጋመብርሂ
1ዝተዓፀው መስመራት ሽንትቤት ምፍታሽ ምፍሓርን ምዕራግን እቲ ዝፋሓር መስመር ኮንክሪት ወይ ሴራሚክ ክከውን ስለ ዝክእል ብጥንቃቄ ዝስራሕ እዩቁፅሪ19
2መስመራት ባንባ ምፍታሽ ምፍሓርን ምፅራግን እቲ ዝፋሓር መስመር ኮንክሪት ወይ ሴራሚክ ክከውን ስለ ዝክእል ብጥንቃቄቁፅሪ19
3ዝተፍሓረ መስመራት ባንባ መሊስካ ከም ዝነበሮ ብኮንክሪት ወይ ብሴራሚክ ምስራሕቁፅሪ19
4ዝተፍሓረ መስመራት ሽንትቤትመሊስካ ከም ዝነበሮ ብኮንክሪት ወይ ብሴራሚክ ምስራሕቁፅሪ19
5መስመራት ሽንትቤት ብሓዱሽ ትቦ ምትካእ ምስ ማን ሆላት ምትሕሓዝቁፅሪ19
6መስመራት ቦንብ ብሓዱሽ ትቦ ምትካእ ምስ መስመር ምትሕሓዝቁፅሪ128
7ምስራሕን ምግጣምን ተርክሽ ምስ ኤሌክትሪክ ትቦ መስመር ምትሕሓዝቁፅሪ6
8ምስራሕን ምግጣምን ኢድ መሕፀቢ (hand wash) ምስ መስመራት ትቦ ማይ ምትሓዝቁፅሪ19
9ምስራሕን ምግጣምን ሻታፍ ምስ መስመራት ትቦ ማይ ምትሕሓዝቁፅሪ19
10ኣብ ግቢ ውሽጢ ዘለው ማን ሆላት ምፍታሽ ምፅራግን ምፅጋንንቁፅሪ07
11ናይ ገፅ መስተዋት ምግጣምቁፅሪ10
12ናይ 5000 ሜ3ሮተ ምግጣምን ምስ መስመራትን ትቦን ምትሕሓዝንቁፅሪ02
1327 ሜ3 ረሳሕ ፈሳሲ ማይ ምምጣጥን ምጉሓፍ( ደረቅ እንተኮይኑ ብማይ በዕቢዕካ ክእለ ምግባር)ቁፅሪ04
147 poit spot welding (From Existing Plastic Tanker to the main lineቁፅሪ07

ክማልኡ ዝግበኦም ረቛሓታት

1. ተወዳደርቲ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ቲን /TIN/ ፣ መቅረባይ ሰርቲፊኬት፣ ምስቲ

ፕሮፎርማ ብፖስታ ተዓሽጉ ከቕርቡ ኣለዎም፡፡እቲ ዝቀርብ ዶክመንት ዝረአ ክከውን ኣለዎ ዘይረአ እንተኮይኑ ናብ ውድድር ኣይቀርብን።

2. ተወዳደርቲ መሊኦም ኣብ ዘቕርብዎ ፕሮፎርማ ፊርማን ክቢ ማሕተምን ከዕርፍሉ ኣለዎም፡፡

3. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ምልክታ (ቅጥዒ) አብ ሞንጎ ቢሮናን ሰዓራይን ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል፡፡

4. ተወዳደርቲ ስዓርቲ ኮይኖም እንተተረኪቦም እቲ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጋዓዝን መራገፍን ናብ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ስቶር ክፍሊ ኣታዊ ይገብሩ።

5. ተወዳደርቲ አትጫረትሉ ዋጋ ካብ ቢሮና ብዝወሰድክምዎ ቅጥዒ ወይም ብናይ ባዓልኹም መሊእኹም ክተቕርቡ ይግባእ፡፡

6. ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 30/05/2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 05/06/2016 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ኣብ ዘሎ ግዘ ምቕራብ ይኽእሉ፡፡

7. እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 05/06/2016 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:10 ኣብ ነባር ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ኣብ ዳ/ዕ/ን/ምም/ርን ቢሮ ቁፅሪ 13 ዝርኸብ ይኽፈት፡፡

8. ቢሮና ኣድላይ ኮይኑ እንተረኺብዎ ነዚ ፕሮፎርማ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ

ሕልው እዩ፡፡

9. ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪቁፅሪ 0914129501 ደውልካ መብርሂ ምሕታት ትኽእሉ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo