ማሕበር መናኣስይ ትግራይ ንትካላትን ንግድን መንበርን ግልጋሎት ክዉዕል ዝክእል መሬት ኣብ ከተማ ዓብይ ዓዲ 140 ሜ.ካሬ ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ 1078.6 ሜ.ካሬ ስፍሓት ዘለዎ ቦታት ብመደበኛ ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ማሕበር መናእስይ ትግራይ

ተጫረቲ እዚ አብ አየር ዝዋዓለሉ ዕለት 21/5/2016 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 5/6/2016 ዓም ኣብ ዘሎ ተከታታሊ 15 መዓልቲ ታት ዉሽጢ ዘይመለስ 500 /ሓሙሽተ ሚኢቲ ብር/ ብምክፋል ሰነድ ምዉሳድ ይከኣል ሰነድ ጨረታ ዝርከበሎም ቦታታት

1 ኣብ መቐለ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ቀበሌ 03

2 ዓብይ ዓዲ ኣብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር መናእሰይ ከተማ ዓብይ ዓዲ

3 ሽረ እንዳስላሰ ኣብ ቤት ፅሐፈት ማሕበር ማናኣስይ ዞባ ሰ/ ምዕራብ ከተማ ሸረ እንዳስላሴ ግሪን መናፈሻ ካብ ዕለት 21/5/2016 ዓም ክሳብ 5/6/2016 ዓም ኣብ ዘሎ ግዘ ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይመለስ ብር 500/ሓሙሽተ ሚኢቲ ብር/ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይከኣል

4 ተጫረቲ መክበሪ ጨረታ ንዓብይ ዓዲ መሬት ብር 30000/ ሳላሳ ሽሕ / ንሽረ እንዳስላሰ መሬት ብር 100000 / ሐደ ሚኢቲ ሽሕ/ ብስፒኦ ጥራሕ ከትሕዝ አለዎም

5 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታኦምን መክበሪ ጨረታንስፒኦን ከምኡዉን ናይ መለለይ መንነት ካርድን ኮፒን ኣብ ዝተኣሸገ ፖስታ ከእትዉ አለዎም ኣብቲ ልዕሊ ፖስታ ድማ ብግልፂ ብዝርአ ሙሉእ ሽምን ኣድራሻን ከምእዉን ስልኪ ቑፅሪን ክህልዎ ይግባእ ዘይተዓሸገ ምሉእ ሽምን ኣድራሻን ፌርማን  ዘይበሉ እቲ ፖስታ ካብ ጨረታ ወፃኢ ይከዉን

6 እቲ ምሻጥ ሰነድ ጨረታ 5/6/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 11:00 ድሐሪ ሰዓት ጠጠዉ ይብል ድሕሪ 3/ሰለስተ ማዓልቲታት / እዉን ዕለት 8/6/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር መናእሰይ ትግራይ መቐለ ሳንዱቅ ጨረታ ታዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊያን ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት  መቐለ ጥራሕ ይክፈት

7 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊያን ወከልቶም ብዘይ ምርካቦም ከይዲ ምክፋት ጨረታ ኣይተኣጎጎልን

8 ተጫረቲ ዓርቲ ምኮኖም ካብ ዝተገለፀሎም ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልታት ኣብ ዋና ቤት ፅሐፈት ማሕበር መናኣሰይ ትግራይ መቐለ ብምርካብ ዉዕሊ ክኣስሩ አለዎም እንተዘይ ኮይኑ ግና ዘትሓዝዎ መክበሪ ጨረታ ናብ ማሕበር ማናአሰይ ትግራይ ኣታዊ ይከዉን

9 ተጫረቲ ናይ ዝሰዓርዎ መሬት /ቦታ መዘሪ ሽምን ተዛመድቲን ወፃኢታት ብናይ ባዕሎም ወፃኢ ክሽፍኑ ዝክእሉ

10 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ መቐለ 0914131548  / ዓብይ ዓዲ 0934207336 / ሽረ እነዳስላሰ 0991261581

ልበ እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉን ዝክፈተሉን ቦታ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር መናአሰይ ትግራይ መቐለ ጥራሕ እዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo