መቐለ ቤት ህንፀት ኣብ 2016ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ ዝተፋላለዩ ኤለክትሮኒክስ ንብረት ናይ ኢድ ሞያ ጥራሕ ንምፅጋን ካብ ፍቓድ ዘለዎም ነጋዶ ኣወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ክሳብ ሰነ 30/10/2016 ዉዕሊ ኣሲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ

ማእኸል ቤት ህንፀትመቐለ

ምልክታ ፕሮፎርማ ጨረታ

መቐለ ቤት ህንፀት ኣብ 2016ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ ዝተፋላለዩ ኤለክትሮኒክስ ንብረት ናይ ኢድ ሞያ ጥራሕ ንምፅጋን ካብ ፍቓድ ዘለዎም ነጋዶ ኣወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ክሳብ ሰነ 30/10/2016 ዉዕሊ ኣሲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ

ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1/ተጫረቲ በዚ ስራሕ ዘርፊ አዚ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ስራሕ ፍቓድን መቅረባይነትን ኮፒ ከቕርብ ዝኸእል

2/ ቲን መፍለዪ ቁዕሪ ዘለዎ ኮፒ ከቅርብ ዝኸእል ከምኡ ድማ እቲ ዝተመልአ ዋጋ ድሕሪ ጨረታ ምኸፋቱ ን7 መዓልቲ ፀኒዑ ዝፀንሕ ኮይኑ ሰዓራይ ዝኾነ ትካል ሰዓሪ ኮይኑ ምስተነገሮ ኣብዉሽጢ 3 መዓልቲ 3,000 ብር ከፊሉ ዉዕሊ _ ክኣስር ኣለዎ

3/ ተወዳዲሩ ዝሰዓረ : ተጫራቲ ዝፅገን ንብረት ክፅግን ኣብ ዝተነገሮ ግዘ ኣብ ዉሽጢ 2ተ መዓልቲ ናብ ቤትህንፀት መቐለ ብኣካል ብምምፃእ ናይቲ ንብረት ፀገም ብምርኣይ ዝግዛእ ንብረት እንተኣጋጢሙ ትክክለኛ እስፐስፍኬሽን ፅሒፉ ከረክብ _ ኣለዎ እቲ ንብረት ተገዚኡ ምስ መፀ ትክክል ምዃኑ ኣረጋጊፁ ብፅሬትን ሰለጤንን ፀጊኑ ከረኸብ ኣለዎ

4/ ሰዓሪ ትካል ናይ ዝሃቦ ይኸፍል ግልጋሎት ዝኸፈሎ ብር ልዕሊ 10,000 ብር ተኾይኑ ዊዝ ሆልድ ታክሲ 2%

5/ ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ዋጋ ናይ ሓደ ግዘ ዝፅግንዎ ዋጋ ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነ ድማ ምስቫቱ ስልዝ ድልዝ ዘይብሉ ማህተምን ፌርማን ብምግባር ኣብ ሰነድ ጨረታ ዋጋ መምልኢ ተመሊኡ ከቐርብ ኣለዎ ስልዝ ድልዝ ዘለዎ እንተጋጢሙ ፌርማ ናይ ተጫራቲ ክዓርፎ ኣለዎ

6/ እዚ ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 29/05/2016ዓ/ም ክሳብ 4/06/2016ዓ/ም ሰዓት3.30 ፀኒሑ ሰዓት 4.00 ይኸፈት

7/ መስራቤትና ዘሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

8/ ንተወሳኺ ሓቤሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0942659419 ወይ 0914120805 ምሕታት ይከኣል 

መቐለ ቤት ህንፀት

ተ/ቁዓይነት ንብረት ወይ ግልጋሎትመለክዒበዝሒናይ ሓደ ጠቅላላ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
ብርብር
1ፎቶኮፒ ሙሉእ ኣክሰሰሪ ፅገናቁፅሪ01
2ፎቶኮፒ ሙሉእ ኣክሰሰሪ ሰርቢስቁፅሪ01
3ኮምፒተር ሙሉእ ኣክሰሰሪ ፅገናቁፅሪ01
4ኮምፒተርሙሉእ ኣክሰሰሪ ሰርቢስቁፅሪ01
5ፕሪንተር ሙሉእ ፅገናቁፅሪ01
6ፕሪንተር ሙሉእ ሰርቢስቁፅሪ01
7ስካነር ዕገናቁፅሪ01
8ስካነር ሰርቢስቁፅሪ01
9ላፕቶፕ ሙሉእ ኣክሰሰሪ ፅገናቁፅሪ01
10ላፕቶፕ ሙሉእ ኣክሰሰሪ ሰርቢስቁፅሪ01
11ኣንቲባይረስ ፅገናቁፅሪ01
12ኢንተርኔት ፅገናቁፅሪ01
13ቲቪ ፅገናቁፅሪ01

ሽም ------------

ፌርማ  ------------

ስልኪ ቁፅሪ ------------

ማህተም

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo