ትካልና ዩናይትድ ስቲልን ሜታልን ኢንዳስትሪ ሓዝተ.ግ.ማሕበር ኣብ ናይ ሓፂን መፂን ናይ ስራሕ ዘርፊ ዝነጥፍ ትካል እንትከዉን ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ንዘለው ተረፈ ምህርቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደልይ።

ዩናይትድ ስቲልና ሜታል ኢንዱስትሪ ሃ.የተ .የግል ማህብር


ዓይነት ንብረትመዐቀኒበዝሒ
1.ናይ ስሊቲንግ ተረፍ ሓፂንኪሎ ግራም43,780.00
2.ናይ ኮይል ሽፋን ሓፂንኪሎ ግራም2,000.00
3.ናይ ኮይል ሽፋን ኤጅ ሓፂንኪሎ ግራም.900.00
4.ናይ ላሜራ ቁርዕራዕ(ቦንዳ)ሓፂንኪሎ ግራም500.00

መብርሂ: እቲ አብ ላዕሊ ዝተጠቀሰ በዝሒ ክዉስክ ወይ ከቅንስ ይክእል እዩ

ስለዝኾነ ድማ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለዎ ትካል ወይ ግለሰብ ክገዝአሉ ዝኽእል ዋጋ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፅአሉ ዕለት29/5/2016 ዓ.ም እስካብ 16/06/2016 ዓ.ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ብሰም ዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ኣብ ቢሮና ብምምፃእ ነዚ ጨረታ ተባሂሉ ብዝተዳለወ ሳንዱቕ ውሽጢ ምእታው ይኽእሉ እዮም።

ተ ረቲ ከማልእዎም ዝግባእ

1. ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ቲን ቁፅርን ኦርጅናልን ዘይምለስ ኮፒን ከምፅኡ

2. ዝርዝር ዝሓዘ ሰነድ ካብ ዋና ቢሮ ላጪ መፂእኹም ምውሳድ ትኽእሉ ኢኹም

3. ተጫረቲ ሰነድ እንትወስዱ ንጨረታ ዝቐረበ ተረፈ ምህርቲ ብኣካል ምርኣይ ይኽእሉ እዮም

4. ተሳተፍቲ ናይ ጨረታ መኽበሪ ብር 10,000(ዓሰርተ ሽሕ) ሲፒኦ (CPO) ብትካልና ሽም United Steel and Metal Industry PLC ዝተዳለወ ከትሕዙ ይግባእ

5. እቲ ጨረታ ብዕለት 16/06/2016ዓ/ም ስዓት 8:00 ድሕሪ ስዓት ተዓፅዩ ሰዓት 8:30 ይኽፈት

6. ናይቲ ጨረታ ሰዓራይ ምስተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 7(ሸውዓተ) መዓልትታት ዝሰዓሮ ንብረት ሙሉእ ከልዕሎ ይግባእ

7. ስዓራይ ውዕሊ እንትኣስር ናይቲ ጨረታ ጠቕላላ ዋጋ 10% ብትካልና ሽም ሲፒኦ (CPO) ከትሕዝ ኣለዎ።

ትካልና ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብኽፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ዩናይትድ ስቲልን ሜታልን ኢንዱስትሪ ሓ.ዝተ.ግ.ማሕበር

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo